Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ብምትሕብባር BIENVENU.E.S

Fondation FACE
ኣዳላዊFondation FACE

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳA1

ዋጋ

ብነጻ

ኣበይ ?

ኣብ ስራሕ ዓለም ዘሳትፍ መገዲ ዘኽእል ደገፍ ንምርካብ

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 ans

እንታዩ’ዩ ?

እዚ ናይ BIENVENU.E.S, መደብ ናይ ሓፈሻዊ ኣሰናይነት ካብ 4ክሳብ 6 ኣዋርሕ ዝጸንሕ ሓገዝ ዕላምኡ እዚ ዝስዕብ እዩ።

  • ንተሳተፍቲ ኣብ ናይ ገዛእ ርእሶም ናይ ስራሕ መደብ ዘጽምዶም ኣብ ጩጢ ዝተሞርኮሰ ምስላይ ስራሕ ንምፍጣር ምእንቲ ኽእክሉ (ምስቶም ትካላት ስራሕ ምልላይን ምብጻሕን፣ ን ስራሕ ዝጠቕም ምቕርራባት ናይ ቃል ፈተና ምስላዋት ምሕጋዝን ካልእን ወዘተን ምሕጋዝ።
  • ኣብ FACE Loire ንዝርከቡ ደለይቲ ስራሕ ፣ ንዕኡ ዘአልድል ናይ ስራሕ ቆጸራታት ብምክያድ፣ ምክትታል
  • ከምኡ እውን ኣብ ዝተፈላለየ ዓይነት ዎርክሾፓት ከም እኒ (ኣብ ናይ ኮምፑተር ብቕዓት ናይ ባጀር ኣሰላልዓ፣ ኣጠቓቕማ ግዜን ካልእን ዝዓልመ ስልጠናታት ምሃብ )

ንምንታይከ የዘገድስ?

እቶም ምውህሃባት ናይ ተመክሮ ፣ ምርካብ መስመር ሓበሬታ ብ Club FACE Loire ምትሕብባር ናይ ፖለምፕልዋ እዩ ዝውደብ።

.ሓደ ባዓል ሞያ ኣብ ምሕታት ምድላይን ዝሕግዘኩም ምህላው።

ናይ እንካን ሃባን ምብህሃል እዋን ኣብ ድሌት ተሳታፊ ዝምርኮስ እዩ።



ከመይ ንገብሮ?

ን Lydie D’OLIVIERA ብ ቁጽሪ ቴለፎን/ 06 81 26 35 62 /
.ወይ እውን ብ ኢመይን l.doliviera@fondationface.org

  • ካልኣይ ኣማራጺ ድማ
  • ን Sina ZOUHAIRI / 06 69 10 69 70 /
    ኢማይ s.zouhairi@fondationface.org ምርካብ ይከኣል
ኣብ ላዕሊ ገጽ

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
basheer al ghothanibasheer al ghothaniተርጓሚ/ሚት
youyouተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
abrhamabrhamተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
sheilaoisesheilaoiseተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
anastasiaanastasiaተርጓሚ/ሚት
tanguyfacetanguyfaceኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ