Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ኣብ Migrantour

Bastina
ኣዳላዊBastina

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳA2

ዋጋ

ብነጻ

ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ

ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜትኽኽል 9 ወርሒ

‘ንዛንታ ምንጋር’ ዘኽእል ስልጠና ምውሳድ

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 ans

እንታዩ’ዩ ?

እዚ ስልጠና እዚ ብተበግሶ ዩኒቨርስቲ ፓሪስ ዝወሃብ ኮይኑ፣ ዕላምኡ ድማ ምዕቃብ ብዙሕነት ባህሊ ዝዓለመ እዩ።

እዚ ኣብ ፓሪስን ከባቢኣን ንዘለዉ ስደተኛታታ ስልጠና እዚ ፣ ኣብ ማሕበራዊ፣ ባህላዊ ቁጠባዊን ካልእን ናይ ስደትኛታት፣ ጽቡቕ ተሳትፎን ኣወንታዊ ተራን ክህምዎ ፣ ብዝብል ተበግሶ ዝተወስደ እዩ። (programme européen Migrantour).

እቶም ስደተኛታታ ይኹኑ ወጻእተኛታታ ተሳተፍቲ እቲ መደብ፣ ምስ ተመሃሮ ዩኒቨርስቲ ብሓባር ብምስራሕ ፣ formation en médiation culturelleናይ እግሪ ጉዕዞ መደብ ብምክያድ ኣብ ፓሪስን ከባቢኣን እናተጓዕዙ ብምዝንታው ስደት ናይ ቀደምን ሎሚን ኣብ ምጉላሕ ክሳተፉ እዮም

እቶም ኣስተምህሮታት እዞም ዝስዕቡ እዮም

- ተመክሮታት ናይ ታሪኽ ፣ ስነ ህዝቢ ፣ ቱሪዝም ፣ ዝዓለመ ምልውዋጣት የካይዱ።

- ናይታ ከተማ ሓፈሻዊ ኣፍልጦን ባህላውያን ቦታታት ኣፍልጦ ምዕባይ።

ኣብ መወዳእታ ድማ ፣ ነገሮ ዛንታ ናይ ምዃን ብቕዓት ዓቕሚ ምጥራይPasseurs de cultures

ንዝያዳ ሓበሬታ ኣብዚ ምጥቃዋ ይከኣል ici.

ንምንታይከ የዘገድስ?

ኣብ ዓለም ትምህርቲ ናይ ቱሪዝምን ትምህርቲን ምእታው። ምእታው

ምስ ተመሃሮን መምህራንን ናይቲ ዩኒቨርስቲ ፣ ምስ ዜጋታትን ፣ ምስ ትካላት ትምህርቲን ፣ ብሓባር ምስራሕ ።

ድሕሪ እቲ ስልጠና፣ እቶም ተመሃሮ ጉዕዞ ብምውዳብ ፣ባህላዊ መደባት ናይ ይውድቡ፣ ታሪኾም ን ተጓዕዝቲ፣ በጻሕቲን ፣ ናበርቲን ፣ ትምህርቲቤታትን ። ትካላትን ፣ ናይ ስራሕ ቦታታት፣ እታ ኸተማ የዑዱ፣እዚ ብምግባር ድማ ብዛዕባ ባህሎም ወግዒ ዓዶምን የዘንትዉ።

ከመይ ንገብሮ?

በዚ ዝስዕብ ኣድራሻ

bastina(at)bastina.fr

እቲ ስልተና እቲ ዩኒቨርስቲ ዝጅምረሉ መዓልቲ እዩ ዝፍልም። መስከረም ጀሚሩ ሰነ ይዛዘም።


ኣብ ላዕሊ ገጽ

11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
youyouተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
fabricefabriceተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
anastasiaanastasiaተርጓሚ/ሚት
migrantour parismigrantour parisኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ