Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ምስTOURNESOL

Refugee Food
ኣዳላዊRefugee Food

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት, ስደተኛታት
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳA2, A1, B1, B2, C1, C2

ዋጋ

ብነጻ

ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ

ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜትኽኽል 6 ወርሒ

ኩነታት

ኣብ ፖለምፕልዋ ተመዝገቡ

ሓባራዊ ናይ ኣከሻሽና ስልጠና ንምስታፍ

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 10 mois

እንታዩ’ዩ ?

TOURNESOL ሓደ ናይ ስልጠና ማሕበር ናይ ረስቶራንት ቴክኒክ እዩ። እቲ ትካል ኣብ ሕባራዊ ሬስቶራንት (ማለት ኣብ ሕክምና ኣብያተ ትምህርቲን ወዘተን ዝውዕል መግቢ ኣብ ምድላት ዝዓለመ ትምህርቲ፣ ወዘተ ይህብ ...)

እዚ ስልጠና እዚ ብ Pôle emploi ዝኽፈል እዩ። ናይ ሞያዊ ብቕዓት ቋንቋ ፈረንሳ ዘካተተ፣ ናይ ምኽሻን ስልጠና ኮይኑ፣ እቲ ትካል ኣብ ትካላት ናይ ስራሕ መፈተኒ ዕድላት ዝከፍት ኮይኑ፣ ስራሕ ንምርካብ ድማ የሰንየኩም

ሕሪ ናይ 6 ኣዋርሕ ስልተና፣ ሓደ ኢፕሎም ናይ ሬስቶራንት ቴክኒን ብምርካብ ፣ (ብቕዓት ዝሓለዉ ዲፕሎም ትውንኑ).

እዚ ስልተና እዚ ን ን ስደተኛታትን ሓደሽቲ መጻእቲን፣ ን ኹሎም ወረቐት ዘለዎም እዩ

ንምንታይከ የዘገድስ?

ብሳላ እዚ ስልጠና እዚ፣ ኣብ ናይ ስራሕ ቦታ ን 6 ሰሙናት ኣብ ጽላት ናይ ሓባራዊ ረኣስቶራንት ዝምልከት ናይ ስልጠና ስራሕ ክትሳተፉ ትኽእሉ ኢኹም።

ካባኡ ብምቕጻል ድማ፣ ኣብ ሓባራዊ ሬስቶራንት ከም እኒ ናትይ ትካላት ቤት ትምህርትታ፣ እንዳኣረጋውያንን ሆስፒታላትን ወዘተ ናይ ምስራሕ ዕድል ክትረኽቡ ትኽእሉ ኢኹም

እቲ ናይ ስራሕ ሰዓታት ኩነታትን ከከም እትሰርሕሉ ጽላት ከከም ናይ ቀዋሚ ኮነ ፍዝያዊ ማለት CDI, CDD ናይ ምቑጻር ተኽእሎ ኣለኩም።

ኣብ መወዳእታ ናይቲ ስልጠና ነቲ ዲፕሎም ንምሓዝ ፈተና ናይ ብቕዓት ኣብ ናይ ረስቶራንት ስራሕ ዝሕብር ምስክር ወረቐት ዝብል ክወሃበኩም እዩ።

.

ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ብቕዓት ፣ ብፍላት እብ ዙርያ ዓውደ ስራሕ ዝዓለም ክትከስቡ ትኽእሉ።

እዚ ድማ ናይ ፈረንሳ ብቕዓትኩም ክብ የብሎ። ብሓፈሻ ኣብ ዓውደ ምኽሻን ዘሎ ብቕዓትኩም ሓፍ የብሎ።

ኣብ እዋን ስልጠና ሓደ ፈተና ናይ ናይ ብቕዓት ቋንቋ (DCL) ዘጫብጥ ክዋሃበኩም እዩ

ከመይ ንገብሮ?

ኣብ ላዕሊ ገጽ
ብ ሊንክ ወይ ፈለግ ሼር ግበሩዎ

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

claudia mclaudia mምምሕዳር
houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
basheer al ghothanibasheer al ghothaniተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
sheilaoisesheilaoiseተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
olgamyolgamyተርጓሚ/ሚት
refugeefoodrefugeefoodተርጓሚ/ሚት