Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ኣብ Univ'R44

Univ'R44
ኣዳላዊUniv'R44

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት

ዋጋ

ብነጻ

ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ

ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜዳርጋ 12 ስሰሙን

ሞያዊ ስልጠና ንምርካብ ኣሰናይነት ምርካብ

ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки тому

እንታዩ’ዩ ?

Univ'R44 ንወረቐት ዝረኸቡ ስደተኛታት ኣብ ሞያዊ ኣሰናይነት ንምርካብ ዝዓለም እዩ መድደብ እዩ።

እቶም ተጠቀምቲ እቲ መደብ ምስ Pass'Univ'R, ምስ ተመርጹ ፣ ምሳና ይራከቡ፣ ይይስልጥኑ ወይ ይሕበሩ ን ነሰንዮም፣ ።

l

እቶም ተጠቐምቲ እዚ መደብ እዚ፣ ብሳላ(Univ'R 360°) ምክትታን ከከም ኩነታቱ ዝኸይድ ናይ ምስናይ መደብ ይከስብሉ። ፣ መዓልታዊ ኣሰናይነትን ይረኽቡ።

እቲ መደን Univ'R PRO ንዝይ ስልተና ወኦርክሾፓር የዳሉ፣ des ateliers, ናይ ትካላት ኣሰራርሓ፣ ኣብ ፈረንሳ ይሕብር። ከምኡ እውን ነቲ መደብ ዝኸውን ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ሞያዊ ቃላትይን ሓረጋትን የስተምህር። ,

i

ኣገዳሲ ሓበሬታ፣ እቲ ፕሮጀክት ብ 4 ሞያውያ እዩ ዝወሃብ፣ (ናይ ሓለፍቲ ስልተና , ሞያዊ ብቕዓት ክብ ዘብሉ , ወነንቲ ትካላት, ማሕበራውያን ትካላትl) : ኡኒቨርስቲ ናይ de Nantes, Groupe SOS Solidarités, Association Nationale Les Entrepreneuriales, ካልኦትን ዝወሃብ እዩ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

እንተደኣ ን ናይ ስራሕ ትካላት መአብኩም ንምትግባር ተሸጊርኩም ኣለኹም፣ ንሕና መፍትሒ ኣብ ምርካብ ክንተሓጋገዘኩም ኢና። (መዓስ እዚ ጥራይ ፣ ከምኡ እውን፣ ገዛ፣ ንምርካብን መሰላትኩም ንምፍላጥ እውን ክንተሓባባረኩም ኢና)

ኣብ ቦታኹም ኣቲና እኳ እንተዘይወሰንና፣ ምርጫኹም ብምኽባር ንከነማኽረኩም፣ ክንተሓገዘኩምን ቅሩባት ኢና።

.ኣብ ዝኾነ ኣዋርሕ፣ መደባትትኩም ብምውህሃድ ፣ ኣብ ምርጫኹም ርኸቡና፣

ኣ ዝጥዕመኩም እዋንን ኣገባብን ከነሰንየኩም ድሉዋት ኢና፣ ንብቕልቱፍ ኣብ ስራሕ እትሳተፍሉ ዓውዲ ንምካብ፣ ናይ ስልጠና መደንብትኩም ምንስላጥ ...

ኩሉ ናይ ማሕበራዊ ምውህሃድኩም። l Univ'R44 ከስነሰንየኩም ምስ ስራሕን ምምሕዳርን ርኽብ ዘለዎም ጉዳያት ኢና፣, .

ከመይ ንገብሮ?

ኣብ ኣኼባና ብቐጥታ ምስታፍ ምስ እትደልዩ Pass'Univ'R ! ወትሩ ሰሉስ፣ ናይ 2ይ ሰሙን ናይታ ነፍሲወከፍ ወርሒ፣ ተመዝግ ነአንግደሉ እዋን እዩ። ሽዑ መደባትና ንገልጽ፣ ፈተና ብምሃብ ተወዳደርቲ ንመርጽን ነቶም ንስራሕ ቅሩባት ዝኾኑ ድማ ንመርጽ።

በዚ ርኸቡና Inscrivez-vous ici ንምዝገባ

ኢመይልና ምስ እትደልዩ ድማ እነሀልኩም info@univr44.fr

ኣብ ላዕሊ ገጽ

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

a mugniera mugnierምምሕዳር
houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
basheer al ghothanibasheer al ghothaniተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
joubinettejoubinetteተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
anastasiaanastasiaተርጓሚ/ሚት
compagnons du tour de francecompagnons du tour de franceኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ