Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ምስ A Voix Haute

A Voix Haute
ኣዳላዊA Voix Haute

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳA1

ዋጋ

ብነጻ

ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ

ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜትኽኽል 10 ወርሒ

ምምሃር ንቤተሰባዊ ህይወት ዝኸውን ቋንቋ ፈረንሳ

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 8 mois

እንታዩ’ዩ ?

እዚ ስልጠና እዚ ኣብ ብ ቋንቋ ፈረንሳ ብ ቃል ናይ ርድዳእ ቆልዑ ኣብ ቤት ትምህርቲ ንክዕወቱ ዝዓለመ እዩ እዚ ማለት

( ናይ ፈረንሳ ናይ ኣመሃህራ ኣገባብ ምጽናዕ፣ ምስ ዳሪክተር ቆጸራ ምውሳድ፣ ሕቶ ምቕራብ ፣ ንዝተፈላለየ ኣብ ዓውደ ትምህርቲ ዝነጥፉ ኣባላት ንምዝርራብ ወዘተ ምስ እተደልዩ .) ይሕግዝ

እቲ ስልጠና ኣብ መንጎ መስከረምን ሰነን አሎ ኣዋርሕ እዩ ዝወሃብ

ንምንታይከ የዘገድስ?

ብ ቕዓት ኣዘራርባ ፈረንሳኹም ንምምሕያሽ

ነዚ ንኽትገብሩ ድማ ቋንቋ ፈረንሳ ብቕዓትኩም ክመሓየሽ የድሊ

ኩሉ ኣብ ስርዓተ ትምህርቲ ናይ ፈረንሳ ዘሎ ነገር ምፍላጥ መታን ክከኣል

በዚ ድማ ንውላድኩም ናን ዓወት ምስናይ ትኽእሉ

ከመይ ንገብሮ?

እዚ መዝገባ ናይ ነፍስወከፍዓርቢ (ካብ 10h ክሳብ 12h) ኣብ ቤትጽሕፈት Voix Haut. (ኣብ እዋን ዕረፍቲ ናይ ትምህርቲ እዩ ዝካየድ)

ኣብዚ ምርካብ ይከኣል disponible sur le site internet dans l'onglet "s'inscrire".

ወይ ውን ኣብዚ ኣቲኹም ተመዝገቡ

https://framaforms.org/formulaire-de-liaison-1611948132

ኣብ ላዕሊ ገጽ

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

marianne georgesmarianne georgesምምሕዳር
houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
youyouተርጓሚ/ሚት
nawal ghandournawal ghandourተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
cocococoተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
anastasiaanastasiaተርጓሚ/ሚት
avoixhauteavoixhauteኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ