ኣገደቲ ሓበሬታ
ምስ ዳህሊር(Dahlir) ዝበሃል ትካል፣
ኣዳላዊDahlir
ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ
ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳምንባብን ምጽሓፍን ዝኽእል, A1
ዋጋ
ብነጻ
ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ
ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜኣብ መንጎ {{min ዝተሓተ}} ን {{max ዝለዓለን}} ዘሎ {{unit መዐቐኒ}}
ኣብ ጥቓኹም ናይ መዘናግዒ ንጥፈታት ምርካብ፣
እንታዩ’ዩ ?
ዳህሊር ን ጠለባትኩም ዝሰማማዕ ንጥፈታት ናይ ምዝንጋዕ ከም እኒ ስፖርት ሙዚቃ ትያርትን ዝኸውን ንጥፈታት ፣ነዘን ንጥፈታት እዚ ኣተን ክንገብረለን ዘኽእለና ቦታ ወይ ክለብ ኣብ እቲ እንነብሩሉ ኣከባቢ ንምርካብ ይሕግዝ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ወኪል ናይ ዳህሊር(Dahlir )ንዓኹም ዘሳሊን ዝሕግዝን ሰብ፣ ብመጀመርያ እቲ ምስ ኩነታትኩም ዝኸይድን ዓይነት ንጥፈትን መዘናግዒ ኣለልዩን ደልዩ ፣ ብድሕርዚ ድማ ኣብታ ቀዳመይቲ ናይ ፈተነ ልምምድ እትገብሩላ መዓልቲ ከሰኘኩምን ኣብ መወዳእታ ድማ ነቲ ቦታ ምስፈለጥኵም ዎን ምስ ፣ ባዕልኩም ነጻ ኾይንኩም ክትከዱን ንጥፈታትኩም እውን ክትገብሩ ነጻ ይሓድገኩም።
ጽቡቕ ኣጋጣሚ ምስ ሓደሽቲ ሰባት ምልላይን ሓድሽ ነገር ኽትመሃር ምኽ ኣልን ይጠቅም።
ከመይ ንገብሮ?
- ቴሌፎን : 04 43 07 36 46
- ኢመይል contact@dahlir.fr
- ወብ ሳይትና ተወከሱ፣ dahlir.fr
እዚ ፋልይ ጠቓሚ ኮይኑ ዶ ረኺብኩሞ ?
ን ዝተርጎሙን: ርእይቶኦም ዘበርከቱን ኩሎም ነመስግን
ተመሳሳሊ ዛዕባ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት ስድራ-ቤትምፍላጥ ባህሊ ፈረንሳይ፣ ከተማይን ዞባይን ምፍላጥ፣ብምዝንጋዕ ምምሃርምዝናጋዕ ናይ ቤተሰብምንጣፍ ኣብ ባህላዊ መደባት
12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ