Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ኣብ Les clés de l'Atelier

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳB1

ዋጋ

ብነጻ

ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ

ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜዳርጋ 6 ወርሒ

ኣበይ ?

ምስራሕ ኣብ ተነኮ ምህራም

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 8 mois

እንታዩ’ዩ ?

Cette formation certifiante de 710 heures minimum vous prépare au Titre Professionnel "Plaquiste".

እዚ ስልጠና እንተወሓደ ናይ 710 ሰዓታት መረጋገጺ ስልጠና ንሞያዊ መዓርግ "ፕላኪስት "Plaquiste"." የዳልወልኩም።

ኣገዳሲ!
በሲ መሰረት እቲ ፕላስተር ዝሰርሕ ብቐንዱ ኣብ መንበሪ ህንጻታት ንውሽጣዊ ምትእስሳር ሓድሽን ኣረጊትን ቀጽሪ ንምፍጻም ዝሰርሕ ኮይኑ፡ ብኣየር ንምእታው፡ ንመከላኸሊ ሙቐትን ንኣኮስቲክን ዝዓለሙ ብፕላስተርን ካልእ ንብረትን ኣቐዲሞም ዝተሰርሑ ባእታታት ድማ ኣለዎ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

80% ካብ ሰልጠንቲ ኣብ ሓጺር እዋን ስራሕ ይረኽቡሉ de nos

ኣብ ናይ ስልጠና እዋን ስራሕ፣ ከምኡ እውን 2 እዋን ናይ ስራጀር ወይ ተለማማዲ ሰራሕተኛ ክትከውን ኢኻ ወይ ኢኺ።

ንስራሕ ዝዓለመ ሞያዊ ስልጠና ናይ 6 ኣዋርሕ

ከመይ ንገብሮ?

ናብ ሄለን Hélène Fleckstein

  • Mail : hf@lesclésdelatelier.fr
  • Téléphone : 09 50 00 60 80
ኣብ ላዕሊ ገጽ

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
basheer al ghothanibasheer al ghothaniተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
lanie456lanie456ተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
olenastefurakolenastefurakተርጓሚ/ሚት
utilisateur_490763utilisateur_490763ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
ljb@lesclesdelatelier.frljb@lesclesdelatelier.frኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ