Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ለ ክሌ ደ ኣተልየ Les clés de l'Atelier

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳA2

ዋጋ

ብነጻ

ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ

ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜትኽኽል 12 ወርሒ

ኣበይ ?

ምድህሳስ ሞያ ቅብኢ ኣብ ህንጻ

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 8 mois

እንታዩ’ዩ ?

እዚ ንኣስታት 555 ሰዓታት ዝወስድ ናይ ደረጃ 3 ብምምላእ ስልጠ Façadier-Peintre. ዝግበር ስልጠና ክሰብሉ

ኣገዳሲ ንምፍላጡ!
እቲ ናይ ቅድሚት ቀባኢ ኣብ ቅድሚት ህንጻታት ናይ ደገ ምውዳእ ስራሕ ይከናኸን፣ መብዛሕትኡ ግዜ ስካፎልዲንግ ይጥቀም። ምክልኻል ቅድመ-ገጽ ሳላ ዝተፈላለዩ ንዋት እዩ ዝፍጸም።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ነዚ ስልጠና ብተመሳሳሊ ብህርመት 3 ሰሙን ኣብ ትካል ድሕሪኡ 1 ሰሙን ኣብ ስልጠና ትፍጽሞ።

እዚ ድማ ንሙሉእ ንውሓት ግዜ ናይቲ ስልጠና ክፍሊት ክትረክብ ዘኽእለካን ድሕሪኡ ንስራሕ ምድላይካ የቃልሎን።

ሞያ ቀባኢ ቅድሚት ሎሚ ኣብ ዕዳጋ ስራሕ ኣዝዩ ተደላዪ እዩ። እዚ ድማ እቲ ሞያዊ መዓርግ ምስተረጋገጸ ንምቑጻር የቃልል።

እዚ ናይ ስራሕ-መጽናዕቲ ስልጠና ሞያዊ መዓርግ ናይ ፋሳድየር ቀባኢ ንምርካብ ኣብ ትሕቲ ሓደ ዓመት ዝተዘርግሐ ኮይኑ ብቐጥታ ኣብ ምውጻእ ንምስራሕ የኽእለኩም።

ከመይ ንገብሮ?

  • ኢመይን :sa@lesclesdelatelier.fr ናብ ሳልማ ኣላሆም Samia Allahoum
  • ቴለፎን : 09 50 00 60 80

ዕለታት ዝቕጽል ክፍለ ግዜታት ኣብ መርበብ ሓበሬታና ብቐጻሊ ይመሓየሽ፡ https://lesclesdelatelier.fr/facadier-peintre-en-alternance/

ኣብ ላዕሊ ገጽ

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

claudia mclaudia mምምሕዳር
houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
nawal ghandournawal ghandourተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
joubinettejoubinetteተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
venise88venise88ተርጓሚ/ሚት
utilisateur_490763utilisateur_490763ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
ljb@lesclesdelatelier.frljb@lesclesdelatelier.frኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ