Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ኣዲል 21 Adil 21

Adil 21
ኣዳላዊAdil 21

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳA2, B1

ዋጋ

ብነጻ

ኣበይ ?

ን መንበሪጁም ሕፈሻዊ ኩነታት ንምግምጋም

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 ans

እንታዩ’ዩ ?

ኣማኸርቲ ናይ l'Adil 21 ናይ ተኻረይቲ ዛዕባ ብምስማዕ፣

ምእንቲ ገምገማ ናይ ባህሪ ናይ እቲ እቲ እትነበርሉ ዘለኹም ገዛ ይምርምር። ን ኣብነት (ጠሊ ወይ ሂሙዲቲ፣ ከይህልዎ፣ ናይ ኣቃውማ ትሬቶታትን ካልእ፣ እቲ ማውዓዪ ይሰርሕ ዘይሰርሕን ምህላዉ፣ወዘተ ...). ይግምግም ፣ ከምኡ እውን እዞም መሰላት እዚኣቶም ፣ ን ተኻረይቲን ኣከረይቲን ብማዕረት ዝምልከቱ እዮም።

i ምፍላጡ ኣገዳሲ ! ዝኾነ ገዛ ን ጥዕናን ኣካላዊ፣ ስነ ኣእምሮኣዊ ሓደጋ ዘእትዉ ፣ምስ ዝኾኑ ኣብኦም ምንባር ጽቡቕ ኣይኮነን ።

እንተደኣ እቲ እትነብርሉ ህንጻ ፣ዘይብቑዕ ኮይኑ፣ እቲ ኣማኻሪ ናይ l'Adil 21 ንዕኡ sa "ን ምምችቻእ " ብ ምዝጉብ ዝኾነ ደብዳቤ ክሓተልኩም ይኽእል እዩ። ኣንተደኣኣ እቲ ዋና ንምምላድ ደንጉዩ፣ ን l'Adil 21, ኣብ ሊስታ ወይ ዝርዝር ናይ፣ ዘይብቁዕ ገዛውቲ ዝርዝር ከእትዎ ይኽእል እዩ። እዚ ንምግባር ድማ እቲ fiche de signalement d'indécence.ዝበሃል ምምላእ የድልየኩም ። ተጠንቀቑ ፣ ወይ ኣስተውዕሉ፣ ኣብዚ እዋን እዚ እውን እንተኦነ እቲ ኽራይ ካብ ምኽፋል ኣይተቋርጹ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

እቲ ገምገማ ናይ l'Adil 21 ካብ ክፍሊት ነጻ እዩ

እንተደኣ እንታይ ቀጥዒ ከም እትመልኡ ዘይፈሊጥኩም ን l'Adil 21 ከሰንየኩም ይኽእል እዩ።

ከመይ ንገብሮ?

ወይ በዚ ደውሉልና 03 80 66 28 88

* ዲጆን Dijon

ኣድራሻና4 Rue Paul CABET

*ኣብ ኦክጾን Auxonne

ኣድራሻና Maison du projet - 22, Rue Thiers - 1ይ ሰኑይ ናይ ነፍሲ ወከፍ ወርሒ ኣብ ሰዓታት (13h30-16h30)

* ቦኡን Beaune

ኣስራሻና Maison des Associations - Rue Poterne - 1ይ ን 3ይን ዓርቢ ናይ ነፍሲወከፍ ወርሒ ካብ ሰዓታት (13h30-16h00)

* ሻትዮ ሱኽሴን Chatillon sur Seine

ኣድራሻና Centre Socio-Culturel - 11 Rue Albert Camus - 4ይ ሰሉስ de ናይ ነፍሲ ወከፍ ወርሒ ፣ኣብ ሰዓታት (13h30-16h00)

* ቸኖቫ Chenôve

Maison du Droit et de la Justice - 8 rue des clématites - 1er jeudi de chaque mois (9h00-11h45)

* Is sur Tille

ኣድራሻና Maison de l'emploi - Place du Général Leclerc - 2ይ ሰኑን ናይ ነፍሲወከፍ ወርሒ፣ ኣብ ሰዓታት (14h00-16h30)

* ሞንታርድ Montbard

ኣድራሻና Centre Communal d'Action Sociale - 3 Passage Anatole France - 2ይ ሓሙስ ናይ ነፍሲ ወከፍ ወርሒ de (14h00-16h00)

* Quetigny

Chateau Service - 22 Avenue du chateau - 2ይ ወርሒ ሰሉን de ናይ ነፍሲ ወከፍ ወርሒ (14h00-17h00)

* Saulieu

ኣድራሻና Centre social - 5 Rue tour des fosses - 3ይ ሓሙስ ናይ ነፍሲ ወከፍ ወርሒ ፣ ሰዓታት(13h45-16h15)

ኣብ ላዕሊ ገጽ

11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
basheer al ghothanibasheer al ghothaniተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
sheilaoisesheilaoiseተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
anastasiaanastasiaተርጓሚ/ሚት
adil 21adil 21ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ