Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ምስ Abajad ኣባጃ

Abajad
ኣዳላዊAbajad

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳA1, A2, B1

ዋጋ

ብነጻ

ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ

ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜዳርጋ 2 ስሰሙን
ቐጻሊ ተሳትፎዝተሓተ 6 ሰዓት ኣብ መዓልቲ
ዝርከበሉ መዓልቲሰኑይ, ሰሉስ, ረቡዕ, ሓሙስ, ዓርብ

ኣብ ህንጻዊ ስራሕ ንምስራሕ፣ዝወሃብ ስልጠና

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un mois

እንታዩ’ዩ ?

ን ኣብ ህንጻዊ ስርሓት ንዝሰርሑ ሰባት ዝዓለመ


ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓበሬታ!
ንሓደሽቲ መጻእቲ፣ ንነበርቲ ኣብ 93 (Seine-Saint-Denis ሳይንትደኒስ) ከምኡውን75 (Paris) ንዝነብሩ ሰባት ዝዓለመ ኮይኑ፣ ናይ ቋንቋ ጸገም ዘለዎምን ስራሕ ይፈጥር።
  • እዚ ስልጠና ብክለሰ-ሓሳብ ማለት መምሃሪ፣ ቃላት(Français sur Objectifs Spécifiques). ንጥፈታት ናይ ህንጻ ስርሓት ዝተኣሳሰረ ትምህርቲ ንምርካብ የኽእል።
  • እቲ ግብረዊ መደቡ ድማ እዚ ዝስዕብ ነገራት ምግባር የፍቅድ
    • ድሕነት ኣብ ስራሕ ኣፍልጦ ምህላው
    • ህንጻዊ ስርሓት እኹም ሓበሬታ ምህላው
    • ሞያዊ ኣፍልጦ ኣፍልጦን ፣ ገለ ናይ ተግባራዊ ኣሰራርሓ ቴክኖሎጂን (ኣነዳድቓን ) ምህላው
    • ከምኡውን ጥንቃቐ ንውሕስነት ናይ ኣከባቢን ዝህሉ ኣፍልጦ ምህላው ዘጠቓለለ ስልጠና እዩ።

ናይ ዝቕጽል ዕለት ምዝገባ ::

  • Du 30 ሚያዝያ ወይ 17 ሰነ 2024

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ናይ ስራሕ ኣፍደገ "BTP" ህንጻ (ህንጻዊ ስርሓት) ክሰርሑ መገዲ ምፍጣር፣
  • ኣፍልጦን ናይ ስራሕ ዝኸውን ቋንቋ ፈረንሳ ምጽናዕ

ናይ ስራሕ ልምዲ/ናብ ሞያዊ ብቕዓት ምዕባይ

እቲ ስልጠና ንስራሕ ዝዳሎ እውን፤

  • ቃላትን ናይ ስራሕ ኮድን ምምሃር፣
  • ሲቪ ምጽሓፍ፣CV
  • ንቃለ-መሕትት ስራሕ ምድላው።

ከመይ ንገብሮ?

ንዝያዳ ሓበሬታን ሕቶን

ናብ ማሕበር ኣባጃድ (Abajad) :

  • መራኸቢ ስልክና ወይ ቴሌፎንና፣ 06 28 25 81 20
  • ኢመይልና፣ hello@abajad.com
  • እንተደኣ ኣብ ውን Seine-Saint-Denis (93) ኣብ ፓሪስ Paris (75) ነበርቲ ዝኾንኩም
  • : ስደተኛታት ፣ ናይ ዑቕባ መሰል ዘለኩም ሓደሽቲ መጻእቲ ፣ካርት ሰጁኽ ዘለኩም(CIR) ስምምዕ ዝፈረምኩም ምስ እትኾኑ
ኣብ ላዕሊ ገጽ

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

andressa bittencourtandressa bittencourtምምሕዳር
houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
omar kokachomar kokachተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
abrhamabrhamተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
anastasiaanastasiaተርጓሚ/ሚት
abajadabajadኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ