Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ብሳላ PoPS - Service de l'Oiseau Bleu

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳምንባብን ምጽሓፍን ዝኽእል, A1

ዋጋ

ብነጻ

ኣበይ ?

ሕክምናዊ ሓገዝ ንምርካብ ዘኽእል መስርሕ ንምሕላፍ ዝግበር ሓገዝ

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 3 ans

እንታዩ’ዩ ?

Le PoPS

ኣዕድም ፣ ን ኣብ ናይ ጥዕናዊ ኣገልግሎት ንምርካብ ኣፍልጦ ንዝሓጽሮም
ወይ እውን ሽግር ዘለዎም ሰባት ፣ ዝሕግዝ ማሕበር እዩ።

ኣገዳሲ ሓበሬታ ነዚ ኣገልግሎት እዚ ንምርካብ፣ ብ ማእከላት ሓበሬታ ከም እኒ (ማዕከላት መዕቖቢታትን፣ ሶሻልሰርቪስን ምዝጉባት ክኾኑ ይግባእ )

ንምንታይከ የዘገድስ?

ሓንቲ ነርስ ወይ ሓደ ነርስ፣ ኣብ ናይ ሕክምና ቖጸራኹም ከተሰንየኩም ይኽእሉ ።

እቲ መስርሕ ምትርጓም ብቴለፎን ክኸውን ይኽእል እዩ።

ን መስርሕ ምክትታል መታን ክጥዕመኩም ፣ መስርሕ ናይ ጥዕና ኣብ ፈረንሳ ይገልጸልኩም።

ምስ ጥዕና ዝተተሓሓዘ ኣብ ናይ ቤትጽሕፈት ናይ ጉዳያት ወረቓቕቲ ምትዕርራይ

ከመይ ንገብሮ?

ርኸቡና ብቴለፎን ናይ PoPS ብምዋል 04.76.89.31.42

L'accompagnement santé se met en place uniquement si vous en exprimez le besoin. C'est vous qui restez acteur de la démarche.

L'objectif est de vous rendre autonome dans votre parcours de soinsይኩ

እንተደኣ ምሉእ ጥዕና ሃልይኩም ናይ ግድን ኣይኮነን። እንተኾነ ግን ብዛዕባ ሕክምና ምፍላጥኩም ኣገዳሲ እዩ እቲ መስርሕ ምፍላጡ።

.እቲ ዕላማ ም እንቲ ብገዛእርእስኹም ፈሊጥኩም ክትዋስኡ እዩ።

ኣብ ላዕሊ ገጽ

10 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

andressa bittencourtandressa bittencourtምምሕዳር
houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
noornoorተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
mariammariamተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
olgamyolgamyተርጓሚ/ሚት
popspopsኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ