Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ብምትሕብባር PARL'On

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት

ዋጋ

ብነጻ

ምርካብ ሓበሬታ ንምንባር ኣብ Saint-Nazaire

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 7 mois

እንታዩ’ዩ ?

PARL'On, ሓደ ን ዑቕባ ዝረከቡ ስደተኛታት ሓገዝ ዝገብር መስርሕ ወይ ባይታ እዩ። ኣብ መዓልታዊ ናብራ ኣብምስልሳል ዝሕግዞም፣ ናይ ቤት ጽሕፈት ወረቕት ከም ዝርድእዎ፣(ትምህርቲ ቋንቋ፣ ምምራሕ መኪና ወዘተ) ከምኡ እውን፣ (ምርብ ምው ማሕበራት፣ ትካላት፣ማእላትን ካልእን ምልላይ)ንዚንካልእን ፣ ኣብ ናይ ሓገዝ ንምርካብ ኣብ ኢንተርነት parlon.solidarite-estuaire.fr/ ሓበሬታ ይህብ።

: parlon.solidarite-estuaire.fr/ i ኣገዳሲ ሓብሬታ፣ ነዚ
ሓለፋታት እዚ ንምኽሳብ ንስኹም እውን፣ኣብቲ ዝዳሎ በዓላት ብምስታፍ ፣ ኣብ ስልተናታት ንወርሾብን ብምስታፍ፣ ካልእን ኣብ ዙርያ ህይወትኩም ዘለዉ ንነገራት ፣ ናይ ትምህርቲ ፣ስልጠና፣ መሰል ስራሕን ካልእን ክትፈልጡ መታን ንኢንተርነት ብቐጻሊ ተኸታተሉ። parlon.solidarite-estuaire.fr/

ንምንታይከ የዘገድስ?

PARL'On, ብቐጻሊ፣
ዝተፈለለዩ ሓባራዊ ሓባራዊ ኣገዳስነት ዘለዎ፣ ሰብ ሞያ ዝህብ ዎሓበሬታታትን ስልጠናታትን ብዝዕባ ትምህርቲ ን ስራሕ ፣ ገዛን
ንካልእን ብምሕባር።

ከምኡ እውን፣ ስራሕ፣
ገዛ፣ ካልእን ፣እንተላይ መጻወትክ ናይ ቆልዑን ኣባጽሕን ዝኸውን
መጻወቲታን ካልእን ንዕድል ኢና።

ብተወሳኺ እውን ትካልና፣ ኣብ ምርዳእ መሰል ስደተኛ ዝዓለመ ፣ ኣፍልጦ ንምክዕባትን ተረባሕቲ ናይ እቲ መሰለቶም ምእንቲ ክኾኑ ዝዓለመ፣ ኮንፈረንሳት ኣዀባታታን ይውድብ።

PARL'On ከምኡ እውን ማሕበርና "binômes interculturels" :

ብምትሕብባር ፣ ምእንቲ ምስ ካልእ ሰብ ምርኻብ ዝዓለመ ዝተፈላላአይ ንጥፈታት ይሰላስልእዩ ።

ከመይ ንገብሮ?

ብቴለፎን እውን ርኸቡና , ኣብ መደባትና ንምስታፍ፣ ርእይቶኹም ንምቕባል ድሉዋት ኢና!

ኣብ ላዕሊ ገጽ

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
omar kokachomar kokachተርጓሚ/ሚት
mariammariamተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
utilisateur_72712685utilisateur_72712685ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
mhd aweiss al doboushmhd aweiss al doboushተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
anastasiaanastasiaተርጓሚ/ሚት
parlon44parlon44ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት