Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ምስ La Fabrique NOMADE

La Fabrique NOMADE
ኣዳላዊLa Fabrique NOMADE

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት

ዋጋ

ብነጻ

ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ

ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜዝተሓተ 9 ወርሒ

ኣበይ ?

ናይ ኢደጥበብ ስርሓት ስራሕ ንምርካብ

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un an

እንታዩ’ዩ ?

La Fabrique NOMADE ሓደ ናይ ስነ ኢድ ስርሓት ዝግደስ ማሕበር ኮይኑ፣ ን
ስደተኛታትን ሓደስቲ መጻእቲን ኣብ ስራሕ ምትእትታው ይሕግዝ

እንህቦ ስልጠናታት ከከም ብቕዓት ናይ እቶም ተሳተፍቲ (እችነቶ፣
ናይ ጌጻጌጽ ስርሓት፣ , ምርካም፣ ስርሓት ካይላ፣ባንቡላን...).

ስልተናታትና :

  • ናይ ተግባር ስልተና፣ መሰረታዊን ዓሙቕን ቴክኒካት techniques, ኣፍልጦ ናይ እቲ ስራሕ ፣ ከከም ስርሓቱ
  • ናይ ቋንቋ ስልተና : ነቲ ቋንቋ ዝምልከት ጥራይ ዘተኮረ
  • ናይ ማሕበራዊ ምትሕግጋዝ ምርካብ: ብ ሓደ ማሕበር እናተሰነኹም
    ናይ ዝተፈለለዩ መሰላት ናይ (ገዛ ፣ ጥዕናን ሕጊን ካልኦትን ትረኽቡ, santé...)
  • ሓደ ኣሰናይነት ናይ: ምህናጽ ናይ ፕሮጀክትኹም ኣብ ዝተፈላለየ ጽላት (ትካላት ምብጻሕ፣ ሰብ ሞያ ምርኻብ ...), ናይ ስራሕ መጻምዲ ፣ ናይ ሓባር መሳርሕቲን ዝኾኑ ሰባት ምርካብ...
  • ናይ ስራሕ ልምምድ ንምርካብ ምኽኣል።

i ክፍለጥ ዘለዎ:

ን ኽትመዝገቡ ምስ እትደልዩ፣ እንተወሓደ እዚ ዓይነት ክእለት ኣብ ዓድኹም ዘለኩም ክትኮኑ ይግባእ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ን 9 ኣዋርሕ ስልተና ፣ ናይ ኢደ ጥበብ ድሕሪ ምውሳዶም እቶም 80% ካብኣእቶምን ነቲ ሞያ ይመልኩ .

ተሳተፍቲ ስልተና ፣ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ፣ ማሕበራዊ ሓግዝ ምምስራት ፣ ስርሓት ተሳተፉ ፣ ካልእን መኽሰባት ኣለዎ

ዝተፈላለዩ ብቕዓት ዘደልድሉ ፣ ሰብ ሞያን ትካላትን ምድህሳስ ፣ ናይ ሙያ ክእለትኩም ብምጥንካር ኣብ ፈረንሳ ን ኽትዕወቱ እውን ባይታ የጣጥሕ

ዘላቕን ጽሬት ዘለዎን ስራሕ ንምርካብ ን24 ኣዋርሕ ተወሳኺ ደገፍ ንህብ።

ከመይ ንገብሮ?

ን ናይ 2023 ኣን ፈለማ ወርሒ ሰነ ክጅምር እዩ

ን ምዝገባ ፣ እዞም ዝስዕቡ ነገራት ክትገቡ ይግባእ :

  • ድሮ ናይ እቲ ሞያ ብቕዓት ክህልወኩም ይግባእ (ኣብ እችነቶ፣ ምርካም፣ , ስርሓት ካይላ፣ ወይ )
  • ኣብ ፈረንሳ ዘስርሓኩም ወረቐት ምህላው de travail et de séjour en France
  • ኣብ ኢልደፍራንስ ምንባር
  • ኣብ ፖለምፕልዋ ዝተመዝገብኩም ምዃን (ቅድሚ ምፍላም ናይ እጢ ስልጠና )
  • ዝኾነ ዓይነት ናይ ቋንቋ ደረጃ ቅቡል እዩ

i

ምፍላጡ ዘገድስ:

ስልጠና ኣይንህብል ኢና እንታይ ደኣ፣ ን ብቕዓትኩም ምስ ናይ ፈረንሳ ደረጃ ዝመጣተን
ምዃኑን ዘይምዃኑን ጥራይ ኢና እንፍትን ኣፍልጦ እንህብን

ን ምዝገባ

  • ኢመይልና : contact@lafabriquenomade.com ou insertion@lafabriquenomade.com
  • ተለፎንና : 01 45 85 79 18
ኣብ ላዕሊ ገጽ

14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

hugo stéphanhugo stéphanምምሕዳር
houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
youyouተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
sitora abdullaevasitora abdullaevaተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
hichamhichamተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
anastasiaanastasiaተርጓሚ/ሚት
rsrsኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
nina lfnnina lfnተርጓሚ/ሚት