Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ደላ ባ ኢሲ De là-bas à ici

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳA1

ዋጋ

ብነጻ

ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ

ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜዳርጋ 6 ወርሒ

ን ዓምኽሳን ዘሎ ናይ ፈረንሳ ቋንቋ ትምህርቲ

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 ans

እንታዩ’ዩ ?

ሓደ ስለጠና ናይ ኣብ ምኽሳን (ኣባኡ ምትሕጋግዝ፣ ወይ እውን ከሳናይ ንምዃን) ከምኡ ኣብ ሞያ ምስንካት (ሕብስቲ ፣ ምቁር ሕብስቲ ወይ ኬክ...) ! እዚ ስልጠና እዚ፣ ሓደ ሞያ ን ከተጥርዩ ክሕግዘኩም እዩ። ከምኡ እውን ኣብ ምምሕያሽ ቋንቋ ፈረንሳ፣ኣብ ትካላት ንምስራሕን ክሕግዘኩምን እዩ። ኣኣብ ቴክኒካዊ ኣፍልጦኹም ንምዕባይ፣ ቋንቋዊ ክእለትኩም ክብ ንምባልን ይሕግዘኩም !

እዚ ን ኣዋርሕ 6 ዝጸንሕ ዝለትና እዚ ኣብ Ardèche ኣኽዴሽ (07) ኣብ ሮዝየር Rosières ዝተባህለ ቦታ ንዝርከቡን ስደተኛታት፣ ናይ ዞባ Auvergne-Rhône-Alpes.ማዕጻኡ ርሁው እዩ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

እተን 24 ሰሙናትናይ ሞያዊ ስልጠና ን :

  • ሌላ ምስ ሞያ ክሽነ፣ ኣብ ማእከል ስልተና ን ቦታ ስራሕን ወይ ትካላትን
  • ንንዕባል ናይ ፈረንሳ ክእለት ፣ ኣብ ን ስራሕ ዝጠቕብ ብቕዓት ክብ ምባል
  • ናይ ባህላዊ ንጥፈታት / ስፖርት / ዑደት ኣብ ትካላት / ከከም ዓውድኹም ወዘተ
  • ዝግብኣኩም ናይ ምድላው መግቢ ፣ ኣብ ሞያ bouche :ናይ ብብዝሒን ቡፈይን ምቕራብ

- ተክኒካዊ ሞያ ናይ ኣሰራርሓ ናይ ሓባራዊን ዓቢን ብዙሕና ኣከሳሽና ምኽኣል

- 3 ደረጃታት ዘለዎ ን (6 ሰሙናት ),

- ቴክኒካት ናይ ኣደላልያ ስራሕ

  • ምድልዳል ሞኣያዊ ብቕዓትኩም ኣብ ፈረንሳን ቋንቁኡን

- መዓልታዊ ቋንቋ ፈረንሳ

- ናይ ሞያ ቋንቋ (ሞያዊ ዝኾነ ናይ ፈረንሳ ክእለት ኣብ ዙርያ ሞያ ናይ ክሽነ ንምጥራይ ).

  • ከከም ደረጃ ክእለትኩምን ብቕዓትኩምን ፣ ሰርትፍኬት ምሓዝ :

- ደኢፕሎም ናይ DELF -ከከም ደረጃ ብቕዓትኩም ምሓዝ

- ሰርቲፊኬት ናይ HACCP ምህላው

- ምድላዋት ናይ de l'ASR (ምስክር ወረቐት ኣብ ድሕነት ኣሰራርሓ ). ንምህላው

እብ እዋን ስልጥና :

  • ን ናይ ቤት ጽሕፈት ጉዳይት፣ ዘለኩም ወረቓቕቲ ምስላጥ
  • ን ሞያ ዝኸውን ክትትል ምግባር

i ክፍለጥ ዝለዎ! :ኣብ እዋን ስልጠና፣ ገዛ ናይ ምርካብ ዕድልኩም እዝን ክዓቢ እዩ !

ድሕሪ ስልጠና :

  • ኣብ ምድላይ ስራሕ ፣ ወይ
  • ካልእ ደረጃ ናይ ስልተናን ንምሕላፍ ነሰኒ

ከመይ ንገብሮ?

ብ ኢመይል ናብ : Juliette Pallec -ሓላፊት ናይቲ ዓቕሚሰብ እቲ ትካል : jpallec@aime-emploi-formation.org ብምጽሓፍ ወይ par ብምድዋል 06 31 95 37 04.

ን ምምዝጋብ ፣ ን ፖለምፕልዋ ተወከሱን ወይ እውን Mission locale ንሳላ እዚ ቁጽሪ : 03_2002689F (ቁጽሪ CARIF-OREF) ምድዋል ይከኣል

እቶም መደባት ናይ ምሉእ ዓመት፣ ኣብዚ ኢንተሬት ኣለኩም : https://aime-emploi-formation.org/de-la-bas-a-ici/

ኣብ ላዕሊ ገጽ

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
youyouተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
fabro63fabro63ተርጓሚ/ሚት
mhd aweiss al doboushmhd aweiss al doboushተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
anastasiaanastasiaተርጓሚ/ሚት
mariamariaተርጓሚ/ሚት
aime-emploi formationaime-emploi formationኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ