Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ማሕበር፣ ሰንቲክ SENTIERS

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳA2, B1

ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ

ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜዝለኦኣለ 2 ዓመታት

ኣበይ ?

ናይ ስራሕ ዕድል ንነደቕቲ

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 3 ans

እንታዩ’ዩ ?

ማሕበር SENTIERS እዕድመኩም ኣብ ናይ ህንጻ ስራሕ ኣብ ዲጆን ክትሰርሑ ምእንቲ።

ከምኡ እውን ዝተፈላለዩ ናይ ህንጻ ስርሓት ንምስታፍ ፣ ንኽትሕገዙ ፣ ንኽትስነዩን፣ ናይ ኣብ ናይ ውልቂ ፕሮጀክትኹም ከተተግብሩን ትኽእሉ ኢኹም።

ንምንታይከ የዘገድስ?

እቲ ዕላማ፣ ን ስራሕ ንምርካብ ዝተጸገሙ ሰባት ፣ ኣብ እቲ ዓውዲ ህንጻ ብቐሊሉ ስራሕ ን ምርካብ እዩ ።

ኣብቲ ቦታ ስራሕ ዝተፈላለዩ፣ ናይ ቴክኒክ ስርሓት ክትላላዩ ኢኹም። ን ኣነት ንኸመይ ናይ ቀደም ባህላዊ ማንደቕ ይስራሕ ኔይሩ ከምኡ እውን ኣብ ጽርበት ሓወልቲ ምስራሕን ወዘተ ክትሳተፉ ትኽእሉ።

ከምኡ ኣውን እባ ዝተፈላለዩ ንጥፈታት ናይ ዓውደ ስርሓት ንኣብነት ( : ምሕዳስ , ንህጻታት፣ ምልካይሕብሪ፣ ምስርጋሕ ዝተፈላለዩ ኣገልግሎታት መስመራት ናይ ውሽቲን ደገን) ,ስርሓት ኣኣታኽልቲን ካልእ፣ …

ናይ ውልቃዊ ህይወትካ ፣ ንምስልሳል ምስናይ

ከመይ ንገብሮ?

ተወዳደርቲ ኴንኩም ንምቕራብ ን ናይ ፖለምልዋን ወይ እውን ን conseiller Pôle Emploi ወይ ን ሚስዮን ሎካል Mission Locale. ተወከሱ።

ኣብዚ ናይ ኢንተሬት ሳይትና እውን ብቐጥታ ክትምዝገቡ ትኻሉ ኢኹም

https://emplois.inclusion.beta.gouv.fr/

ኣብ ላዕሊ ገጽ

11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
noornoorተርጓሚ/ሚት
omar kokachomar kokachተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
mhd aweiss al doboushmhd aweiss al doboushተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
anastasiaanastasiaተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
sentierssentiersኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ