Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ኣብ ካርቶግራፊ ናስናል ናይ Carif-Oref

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳA1, A2, B1, B2, C1

ናይ ቋንቋ ስልተና ንምርካብ

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 3 ans

እንታዩ’ዩ ?

La cartographie nationale de l'offre de formation linguistique ኣዚ ወብሳት እዚ ከም እትዕዘብዎ ኣብ Carif-Oref. ዘለኹም ዝደተኛታት ምእንቲ እቲ ዝግባእ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ኣፍልጦን ፣ ትምህርቲን ንኽረኽቡ ዝጽዕር ትካል እዩ

ንምንታይከ የዘገድስ?

እዚ ናይ ውብሳይት መደብ እዚ ኣብ ጥቓኹም መንበሪኹም ዘሎ ናይ ስልተና ዕድላት ዝሕብር ኮይኑ፣ ኣክትፍትሹ እንከለኹም ፣ ቅድም ደፓርትመነትኹም ደሓር ከተማኹኹም እናገብርኩም፣ ኣብ መወዳእታ ድማ ደረጃ ናይ ፈረንሳ ብዕዓትኩም ንጸሓፍሉ።

ናይ ቋንቋ ክእለትኩም ምስ እተማዕብሉ ፣ ብርግጽ ኣብ እዚ ዝስዕብ ነገራት ማለት

-ናይ ምምሕዳር ወረቓቕቲ ኣብ ምርዳእ

- ስራሕ ኣብ ምርካብ

- ዝተፈላለዩ ኣድለይቲ ዲፕሎም ናይ ፈረንሳ ኣብ ምሕላፍ ። ን ወዘተን ክሕግዘኩም እዩ

ከመይ ንገብሮ?

ካን ካታጎሪ ናሽናለ ናይ Cari-Oref, ወብሳይት ቆጸራ ንምሓዝ ኣብዚ ጠውዑ https://reseau.intercariforef.org/formations/recherche-formations-dian.html#about

እዚ ካርታ ድማ ኣብ ኣከባቢኹም ዘሎ ካርት ናሽናለ ዘሎ ክሕብረኩም እዩ። . ኣብ ኡ ድማ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ክእለትኩም ገምግምሙን፣ ዝገኦደለ ንምምላ እተመሃሩን፣

ኣብ ላዕሊ ገጽ
ብ ሊንክ ወይ ፈለግ ሼር ግበሩዎ

11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
noornoorተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
mariammariamተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
mhd aweiss al doboushmhd aweiss al doboushተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
erikaerikaተርጓሚ/ሚት
réseau des carif-orefréseau des carif-orefኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ