Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ኣብ CléA

IRFA SUD
ኣዳላዊIRFA SUD

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳA1

ዋጋ

ብነጻ

ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ

ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜዝተሓተ 7 ሰዓት

ኣበይ ?

ሓደ ናይ ስራሕ ዲፕሎም ንምሓዝ

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un an

እንታዩ’ዩ ?

እዚ ዓይነት ሰርትፍኬት እዚ፣ ናትካ ኣፍልጦ፣ ኣብ ፈረንሳ፣
ሕሳብ ፣ ዲጂታ፣ ሓባራዊ ስራሕ ፣ ጥዕና፣ ሳይንስን ምጽናዕ ጸጥታን ጽሬትን ወዘተን ። ዝህብ እዩ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ድሕሪ ምግምጋም ናትካ ፍልጠት ፣እዚ ሰርትፍኬት እዚ ክትሕዞ ትኽእል። ንሱ ድማ ንምርካብ ስራሕ ክጠቕም ይኽእል። ከምኡ
እውን ማዕረማዕሪኡ፣ ነቲ ዝነበረካ ሰርትፍኬት ፣ ምርኩስ ብምግባር
ሓድሽ ትምህርቲ ክንህብ ንኽእል።

ኣብዚ ክፍለ ጥዘለዎ ግን ፣እቲ መርመራዝሓለፍካዮ ኣብ ውሽጥጢእቲ
ሓሙሽተ ዓመት ክኸውን ኣለዎ።

ብሳላ እዞም ስልጠናታታ እዚኣቶም :

  • ብገዛ እርእስኹም ብቋንቋ ፈረንሳ ንምፍላጥ
  • ናይ ሕሳብ ክእለት ምህብራም
  • ኮምፑተር ምፍላጥ
  • ብሓባር ምስራሕ
  • ብውልቂ ምስራሕን ውልቃዊ ዓወታት ምዕባይ
  • ብተግባር ምምሃር
  • መሰረታውያን ሕግታትን ጥንቃቔታት ኣብ ስራሕ ፣ ጽሬትን ውሕስነትንን ኣከባቢን ምፍላጥ

ከመይ ንገብሮ?

  • ብ ኢመይን : irfasud.81@irfasud.fr
  • ብቴለፎን : 05 63 38 93 08

ኣገዳሲ ሓበሬታ Pôle Emploi ወይ Mission Locale ወይ ውን Cap Emploi ዝተመዝግብኩም፣ ወይ ድማ፣ ሰራሕተኛታት፣ ናውልቂ ሕሳብኣብ ፎርማስዮን ዘለኩም ክትኮኑ ኣለኩም።

ኣብ ላዕሊ ገጽ

10 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
andressa bittencourtandressa bittencourtምምሕዳር
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
omar kokachomar kokachተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
anastasiaanastasiaተርጓሚ/ሚት
irfa sud albiirfa sud albiኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ