ኣብ ናይ መንግስቲ ገዛ ንኽትረክብ ምኽኣል
ምስ ብሳላ ኣሎትራ ALOTRA
እንታይ ኢዩ?
ኣሎትራ ALOTRA ንዝሰርሑ ዝኽእሉ ስደተኛታት፣ ኣኣብ ማሕበራዊ ቤት ንኽነብሩ ዘኽእሎም ባይታ ተጣጥሕ። እቲ መስርሕ ("ACTIVAER") ተባሂሉ እውን ይጽዋዕ እዩ።
ምስ ተሓባባሪና (via le SIAO), ናይ ምጽራይ ቀጥዒ ን ዝሓለፉ ስደተኛታት ፣ ምስ ኩናታቶም ተራእዩ፣ ን ሰራሕተኛታት ፣ ናይ ማሕበራዊ ወይ ናይ መንግስቲ ገዛ ከም ዝረኽቡ ክገብር እዩ ።
እዚ ኣካል ማሕበራዊ ምድግጋፍ እዚ ፣ ከከም ኣታዊኦምን ፣ ህሉው ኩናታቶምን ዝረአ እዩ።e ( ገዛ ምርካብ ፣ ናይ ቤት ጽሕፈት ወረቓቕቲ ምጽፋፍ ፣ ናይ ሕክምና ኣገልግሎት ምርካብ፣ ኣብ ስራሕ ምድላይ ምሕጋዝ ..). እቶም ገለገለ ኣገልግሎታት እውን ማሕበራዊ ክኾኑ ይእኽሉ። ን ኣብነት : ናይ ኣምፖ ደክለረሽን ፣ ናይ ስልጠናን ወዘተ, ..).
ንመን ኢዩ ፧
ናይ HLM ኤች ኢ ኤም , DALO ዳሎ ወይ CCP ሲስሲፕ ምሕታት
ን 12 ኣዋርሕ
ዞባ\ ዴባርትሞ
13 - Bouches-du-Rhône
ናይ HLM ኤች ኢ ኤም , DALO ዳሎ ወይ CCP ሲስሲፕ ምሕታት
ን 12 ኣዋርሕ
ዞባ\ ዴባርትሞ
13 - Bouches-du-Rhône
ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧
ብናይ ውልቃዊ ኣሰናይነት
ምትሕግጋዝ ናይ ቤትጽሕፈት ጉዳይትን ካልእን (ምድላይ ገዛን ስራሕ፣ ...) ንዝመጽእ ህይወትኩም ብ ገዛእርስኹም ክኢልኩም እትሰርሕሉ መዳይ ምፍጣር ምጥጣሕ ይሰርሕ ።
ኩሉ እዋን
ብዘይ ቆጸራ ፣ ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ካብ ሰዓታት 9h ክሳብ 16 ከምኡ እውን ፣ ሓሙስ ክሳብ 19ከከም ኩናታት ናይ ተገልገልቲ ይኸውን።
ብ ቴለፎን፣ እመይል ወይ እውን ብኻልኦት መራኸቢ መዳያት ክንርከብ ንኽእል። i ኣገሳዲ ሓበሬታ :ሓንሳብ ኣብ ወርሒ፣ ኣብ እንዳቲ ዝሰነይ ሰብ ብምብጻሕ።
ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ
ሓደ ናይ ማሕበራዊ ኣገልግሎት ንምርካብ
ነዚ ንምርካብ ፣ ኣሲስታንስ ሶሻል ኣብ ንምርካብ ፣ ስደተኛ ወይ SIAO, ሲኣኦ ኣብ ACTIVAER.ኣክቲሪቨራ ምርካብ የድሊ።
እቲ ጠለብኩም ናብ SIAO (ወርሓዊ ይሓልፍ) ብ ACTIVAER ድማ ይግምገምን ውሳኔ ይወሃበሉ፣ ሽዑ ድማ እዩ እቲ መንበሪ ዝወሃብ፣
ሓንሳብ እቲ ጠለብኩም ምስ ተመለሰ፣ ,እቲ ዝተመርጸ ሰብ ACTIVAER. ተሰንዩ ናብቲ ገዛ ከም ዝበጽሕ ይግበር።