Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ኣብ ሰኩር ካቶሊክ ቡርጎኝ (Secours Catholique Bourgogne)

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳA2, B1, B2, C1

ዋጋ

ብነጻ

ኣበይ ?

ኣብ እቲ እትነብሩሉ ከባቢኹም ዝርከብ ማሕበር ዘዳለዎ ናይ ምዕላልን ቡንን ሻሂን ምስታይን ሓደሽቲ ሰባት ምልላይ።

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 3 ans

እንታዩ’ዩ ?

ሓደሽቲ ሰባት ክትላላዩ ትደልዩ ዶ? ማሕበርና ማሕበር ካቶሊክ ሰኩር ናባና መጺኹም ቤተሰባዊ ዝኾነ ጽቡቕ ናይ ምልላይን ዕላልን ምዝርራብን ብዛዕባ ካልኦት ሰባት ባህልን ልምድን ምልላይን ናታትኩምውን ብተማሳሳሊ ኣብ ምልልላይን ዝዓለመ ናይ ፍቕርን ሕውነትን ጽቡቕን ደስ ዝብልን ግዜ ከተሕልፉ ይዕድመኩም።

ንምንታይከ የዘገድስ?

! ንዑ ኣብዚ ኣብዚ ናይ ቡን ሻሂ ! ናይ ወካዕካዕ እዋን ፣ ሓደሽቲ ሰባት ክትላለዩን ጽቡቕን ደስ ዝብልን ግዜ ከተሕልፉ ኢህን-ምሂን ክትብሉ ንዕድመኩም።

ከመይ ንገብሮ?

ኣብዚ መሐበሪ ካርታ እትርእይዎ ዘለኹም ቀይሕ ነጥቢ ብምጥዋቕ፣ ሓበሬታ ኽትርከቡ ትኽእሉ ኢኹም።

ኣገዳሲ ሓበሬታ፣ ብምኽንያት እዋን ለበዳ ኮሮና፣ ገለ ጉጅለታትና ካብ ንጥፈታተን ደው ኢለን ስለ ዘለዋ፣ ናብቲ ቦታ ቅድሚ ምኻድኩም፣ ብምድዋል ኣጣልሉ። እቲ ኹነታት ብምርዳእኩም ኣቐዲምና ነመስግን ።

ኣብ ላዕሊ ገጽ

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
noornoorተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
utilisateur_61623907utilisateur_61623907ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
hichamhichamተርጓሚ/ሚት
youyouተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
abrhamabrhamተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
anastasiaanastasiaተርጓሚ/ሚት
secours catholique délégation bourgognesecours catholique délégation bourgogneኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ