Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ሰኩር ካቶሊክ ደ ዲጆን (Secours Catholique de Dijon)

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳA2, B1

ዋጋ

ብነጻ

ኣበይ ?

ስራሕ ኣብ ምርካብ ደገፍ ምርካብ

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 3 ans

እንታዩ’ዩ ?

ብግሊ ስራሕ ኣብ ምርካብ ዝግበር ሓገዝ ወይ ምስናይ ተጠቀምቲ ክትኮኑ ትኽእሉ ኢኹም፣

  • ምኽሪ
  • ኣብ ምጽሓፍ ተመኩሮታትኩምን ልምድታትኩምን ሲቪ (CV)፣
    ከምኡ እውን (lettres de motivation)፣
  • ኣብ እቲ ስራሕ ኣብ ምድላይ ሃሰስ ዝባሃለሉ መርበባት ኣብ ምፍታሽ፣
  • ናብቲ ስራሕ ቅድሚ ምእታውኩም ንዝግበር ቃለ መሕትት ግቡእ ምድላው ምግባር፣

ንምንታይከ የዘገድስ?

ኣባባልትና፣ ንዓኹም ናይ ስራሕ ተመኩሮኹምን እትህብዎም ሓሳባትኩምን እንዳተሳማምዑ፣ ዝጥዕመኩምን ስራሕ ኣብ ምርካብ ይጽዕሩን እዮም።

ኣብቲ ምድላይ ስራሕን ኣብ ምምስራት ዳግማይ ናይ ስራሕ ሂወትኩም ርእስኹም ክኢልኩም እትነጥፉሉ መገዲን ምኽርን ሓገዝን ምሃብ።

ከመይ ንገብሮ?

ሰኑይ ሰሉስን ዓርቢን፣ ካብ ሰዓታት 14 ክሳን 17 ማለት ካብ ስዓት ክልተ ስጋብ ሰዓት ሓሙሽተ ናይ ድሕሪ ቀትሪ፣ ዘሎ እዋን ደውሉልና

03 80 68 09 68.

ኣብ ላዕሊ ገጽ

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
nounouተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
utilisateur_72712685utilisateur_72712685ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
mohamad.mijbel@gmail.commohamad.mijbel@gmail.comተርጓሚ/ሚት
nastasianastasiaተርጓሚ/ሚት
abrhamabrhamተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
oleoleተርጓሚ/ሚት
secours catholique délégation bourgognesecours catholique délégation bourgogneኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ