Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ምስ ደማር ዝበሃል ትካል፣

IMPRODETT
ኣዳላዊIMPRODETT

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳምንባብን ምጽሓፍን ዝኽእል, A1

ዋጋ

ብነጻ

ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ

ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜዳርጋ 7 ወርሒ
ቐጻሊ ተሳትፎዳርጋ 26 ሰዓት ኣብ ሰሙን

ኣበይ ?

ሞያ ናይ ማሕረስ ወይ ሕርሻ ምፍላጡ፣

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un an

እንታዩ’ዩ ?

ዕላማ ወይ ሸቶ ናይ እዚ መደብ እዚ፣ ስደተኛታት ነዚ ናይ ሕርሻ ሞያን፣ ብፍላይ ድማ እቲ ናይ መስኖኣዊ ሕርሻን፣ ሞያ ምቕምቃም ኣታኽልትን ክላለይዎን ክፈልጥዎን ምግባርን እዩ፣

እዚ መደብ እዚ፤ ደማር ዝበሃል ኮይኑ (ትርጉሙ ድማ ስደትኛታት ናብዚ ናይ ሕርሻ ሞያታት ስራሓት ክዋፈሩ ክኽእሉ ብምትሕብባር ኣምፕሮደት ዝበሃል ትካል ፣ ኣብ ከተማ ሞራን ብዝርከባት ማሕበረሰባት ሓደሽቲ ናይ ሓባር መስኖዊ ሕርሻ ዝተዳለወ መደብ እዩ፣

እቶም ተሳተፍቲ ድማ ብናይ ተፈጥሮ ድኹዒ ጌርካ ብባህርያዊ ድኹዒ ተጠቒምካ ካብ መድሃኒት(ባልዕ) ነጻ ዝኾነ መስኖኣዊ ሕርሻ ንምፍራይ ብዝብል መርሓ ብሰብ ሞያ ተመሪሖም ቆጥቋጥን ዘይተሓርሰን መሬት ብምቑጥቋጥን ኣለምሊምካ ብምሕራስን ብምጉልጓልን ዘሪእካ ጽቡቕን ፈራዪ መሬት ምዝራእ ዝዓለመ ማለት እዩ፣

ክፍለጥ ዝግብኦ!

ንምምዝጋብ፣ ሰ ኢ ኤር "CIR" ዝተባህለ ውዕል ክትፍርሙ ይግበኣኩም፣ናይ ሲቪላዊን ሃገራውን ናይ ሃገረ ፈረንሳ ቋንቋን ተማሂርኩም ዝወዳእኩምን፣ ብተወሳኺ ድማ ኣብ ናይ ቤት ጽሕፈት ደለይቲ ስራሕ ማለት ፖል ኣምፕልዋ ዝተመዝገብኩም ክትኮኑ ኣለኩም፣

ንምንታይከ የዘገድስ?

ሳላ እዚ መደብ እዚ፣ ናይ ሕርሻ (መስኖኣዊ ሕርሻ ኣሕምልትን ፍረታትን፣ ከምኡውን ናይ ምቕምቃም ኣታክልቲን ኣግራብን) ሞያታት ክትመሃሩ ትኽእሉ ኢኹም፣ እዞም ንጥፈታት እዚ ኣቶም ኣዝዩ ብዙሕ ናይ ስራሕ ዕድል ዘለዎም ሞያታት እዮም፣

ኣባላትና ብዜጋታት ፈረንሳይን ከምኡውን ብካልኦት ስደተኛታትን ሰባትን ዝቖመ እዩ፣

ዕስራን ሽዱሽተን"26" ሰዓት ንሰሙናት ሸውዓተ ኣዋርሕ ዝ ኣክል ብምስራሕ ናይ ስሚክ ዝበሃል ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ሕጋዊ ናይ መሃያ መዐቀኒ ክትክፈሉ ኢኹም፣

ከመይ ንገብሮ?

ዝያዳ ሓበሬታ፥ ንምርካብ ናብዚ ዝስዕብ ናይ መርበብ ሓበሬታ ፍሉይ ናይ መልእክቲ መቐበልን መልኣኽን ኣድራሻና ጸሓፉልና፣

Improdett38@gmail.com

ኣድራሻና

d'IMPRODETT: 5 rue Federico Garcia Lorca, 38000 Grenoble

እዚ ስልጠና ዝካየደሉ ቦታ => Les Jardins de la Solidarité : 836 Route du Vieux Chêne, 38430 Moirans

ኣብ ላዕሊ ገጽ
ብ ሊንክ ወይ ፈለግ ሼር ግበሩዎ

11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
omar kokachomar kokachተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
abrhamabrhamተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
mhd aweiss al doboushmhd aweiss al doboushተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
olgamyolgamyተርጓሚ/ሚት
improdettimprodettኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ