Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳምንባብን ምጽሓፍን ዝኽእል, A1

ዋጋ

ብነጻ

ናይ ህዝባዊ ውዕል ስምምዕ ምውህሃድ

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 3 ans

እንታዩ’ዩ ?

ህዝባዊ ስምምዕ ናይ ምውህሃድ እዚ መደብ ንኵሎም ስደተኛታት ፈረንሳ ዝመጹ ፣ ብፍላይ ናይ ዑቕባ ወረቐት ዝወስዱ ወይ ሱብሲደር መከላኸሊ ዘለዎም፣ ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ናይ ምንባር ድለየት ዘለዎም\ወን ወይ ክንበሩ ዝጀመሩ ይምልከት

ፌርማ ናይ ስምምዕ ኢንተግርየት ረፓቢልካን ፣ህዛባዊ ስምምዕ ግዴታ ኡዩ ::

እዚ ዋዕላ ስምምዕ ንረፍጂ ወይ ስዴተኛታት፣ ኣብ ምውህሃድ ናይ ህዛባዊ ንኣስታት 5 ዓመት ይወስድ ::

ንምንታይከ የዘገድስ?

ብሓደ ሰራሕተኛ ናይ ኦፊ ቃል መሕትት ንምግባር ብዛዕባ ድሕረ ባይታ ኵነታትኩም ንምግምጋምን ዘድልዩ ነገራት ተጠልብቲ ንምምላእ ፣ ከም ኡውን ሓበሬታት ንምርካብ ፣ ን ኣብነት ስራሕ ብኸመይ ንረክብ ንምፍላጥ ከ እንግደኩም ኢዩ ::

ሰራሕተኛ ናይ ኦፍ ; ኣፈረንሳይ ናይ ህዝባዊ ምውህሃድ ስልጠና ፎርማሲዮን ስቪክ ከመዝገበኩም\ክን ናይ ግዴታ ኢዩ ::

ኣድላዩ እንተ ኾይኑ ትምህርቲ ቃቋንቋ ፈረንሳ::

ን 4 መዓልታት ይወስድ ስልጠና ፣ ኣብዚ ፈረንሳይ ናብራ ፣ ኣብ 5 ዓይነተ ዛዕባታት ክንምሃር ምድህሳስ ሃገረ፣ ክፍሊ ጥዕና ፣ ስራሕ ፣ ስድራቤት ወለዲ ፣ ብዛዕባ ናይ መንበሪ ገዛ ወዘተ::

ቋንቋ ፈረንሳ ፣ በ ብደረጃታት ተሰሪዖም ኣለው ናይ 100 ፣ 200 ሰዓት ናይ 400 ሰዓት፣ ን ክሳብ 600 ሰዓታት ዝወስድ ኮርስመልከዒ ናይ ሕብረተ ኢሮፓ ፣ቃንቃ ደረጃ ትምህርቲ ክሳብ ደረጃ niveau A1 ንምብጻሕ :: ኣብ መዓልታዊ ናብራ ኣብ ምዝራብ ዝሕግዘና ኣፍልጦ እዩ ::

ድሕሪ 3 ወርሒ ናይ ፎርማሲዮን ኮርስ ትምህርቲ ፣ ብ ቤት ጽሕፈት ኦፍ መጸዋዕታ ክቀረልበልኩምኢዩ፣ ኣብ ናይ ቆጸራ ግዜ ገምጋም ናይ ኮርስ ትምህርቲ ከተካይዱ ፣kemAuwn ናይ ስራሕ ንምርካብ ኢዩ :: እዚ ዕድል ምስ ሕብረተ ሰብ ብቀሊል መንገዲ ኣብ ምውህሃድን የጠቓልል ::

ከመይ ንገብሮ?

ናትኩም\ ናይ ኮንትራት ወይ ናይ ስምምዕ ወረቐት ንምፍራም ቤት ጽሕፈት ኦፊ በዓሎም ምሳኹም ርክብ ክብገሩ ኢዮም ::

ኣብ ላዕሊ ገጽ
ብ ሊንክ ወይ ፈለግ ሼር ግበሩዎ
Le Parcours d'Intégration Républicaine
Le Parcours d'Intégration Républicaine

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

a mugniera mugnierምምሕዳር
houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
youyouተርጓሚ/ሚት
utilisateur_61623907utilisateur_61623907ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
yoyobkyoyobkተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
aman expertaman expertተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
anastasiaanastasiaተርጓሚ/ሚት