Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ምስ ኣልፐስ ALPES

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳA1, A2

ዋጋ

ብነጻ

ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ

ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜዳርጋ 3 ወርሒ
ቐጻሊ ተሳትፎትኽኽል 3 መዓልቲ ኣብ ሰሙን

ኣበይ ?

ንስራሕ ዝኸውን ቋንቋ ፈረንሳ ትምህርቲ ምቕሳም

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 9 mois

እንታዩ’ዩ ?

ናይ L'ALPES ሞያዊ ቋንቋ ዓውደ መጽናዕትታት 120 ሰዓታት ስልጠና ዘጠቓልል ኮይኑ፡ ኣብ 17 ናይ 7 ሰዓታት ክፍለ ግዜታትን ናይ ሓደ ሰዓት ናይ መወዳእታ ስልጠና ቃለ መሕትትን ይምቀል።

እዚ ዕላማ ናይቲ ምስ Grenoble ግሬኖብል ከባቢኣን ብምትሕብባር ዝወሃብ ስልጠና፡ ኣብ ናይ ስራሕ ኩነታት ፈረንሳ ንምምሃር እዩ።

.

  • እዚ ስልጠና ንስደተኛታት፣ ንተጠቀምቲ ንኡስ ወይ ግዝያዊ ሓለዋ፣ ሃገር ዘይብሎም፣ ንልዕሊ 6 ወርሒ ዝዕድሚኦም ሓተትቲ ዑቕባ ዝዓለመ እዩ።

ኣብቲ ናይ ስልጠና ግዜ ክትህሉ ኣለካ: ኣብ ሰሙን 3 መዓልታት ን1 ወርሕን ፈረቓን።

እዚ ስልጠና ኣካል ናይቲ ብግሬኖብል ዝምራሕ መደብ RISING እዩ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

እዚ፣ ስልጠና ናይ ምጽሓፍን ምንባብን ናይ ፈረንሳ፣ ን ስራሕ ዝጠቕም ቋንቋ እዩ።

ብሳላ፣ እዚናይ ቴክኒክ ቃላት ናይ ዝተፈላለዩ፣ ንምግባር ትደልዩ እንተዄንኩም

ሓባራዊ ስልጠና ግን ከኣ ውልቃዊ ዕላማታት ዘለዎ።

ከመይ ንገብሮ?

ንዝቕጽል ሰሚስተር ንምስታፍ ውሱን ቦታ ጥራይ ስለ ዘሎና ፣ ንምዝገባ ተቀዳደሙን ተመዝገቡን

ን ኽትምዝገቡ ምስ እትደልዩ ኢመይልና :

plateformelinguistique.metro@alpes-formation.fr

04 72 41 64 36

ኣብ ላዕሊ ገጽ

14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

marianne georgesmarianne georgesምምሕዳር
houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
omar kokachomar kokachተርጓሚ/ሚት
utilisateur_61623907utilisateur_61623907ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
etienne develayetienne develayተርጓሚ/ሚት
loïsloïsተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
innainnaተርጓሚ/ሚት
alpes adminalpes adminኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት