Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ኣብ ብሰዳድ ዕስራን ሓደን (CDAD 21 ) ሓገዝ ተመሪሕካ ወይ ተደጊፍካ፣

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳA2, B1

ዋጋ

ብነጻ

ኣበይ ?

ናይ ሕጊ ኣማኻሪ ምሁር ወይ ፈላጥ ሕጊ ሰብ ንምርካብ፣

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 ans

እንታዩ’ዩ ?

ገለ ካብተን ቀንዲ ዕላማታት ናይ እዚ ናይ ሕጊ ኣማኻሪ ወይ ፈላጥ ሕጊ ሰብ ኣብነታት ንምጥቃስ እምበኣር፣

- ኣብ መንጎ ሰባት ንዘጋጥሙ ግጭታት ከም ኣብ መንጎ ጎረባብቲን ኣብ መንጎ ኣካራይን ተኻራይን ዝለዓሉ ግርጭታትን ፣ ወዘተ ክኾኑ ይኽእሉ።

- ኣብ መንጎ ሰብ ሞያተኛታት መሳርሕቲ ዝፍጠሩ ዘይምስ ምማዕን ግርጭታትን፣ ( ከምኡውን ኣብ መንጎ ሰብ ዓበይቲ ትካል ን ኣሽቱ ግላውያን ነጋዶን ዝግበር ምፍሕፋሓት፣) ብልዝብ ንምፍታ ዝዓለመ እዩ።

ኣብ ክፉት ናይ ስራሕ መዓልታቱ እንተደ ኣሃልዩ ብኽፍሊ ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ሰደኣደ (CDAD) ተሓጊዝኩም ነጻ ኣገልግሎታት ናይ እዚ ናይ ሕጊ ኣማኻሪ ወይ ፈላጥ ሕጊ ሰብ ኣገልግሎታትን ምኽርታትን ክትረኽቡ ክዝምትኽእሉ ንሕብር።

ንምንታይከ የዘገድስ?

እምበኣር ኣገልግሎታትና ንኹሉ ብዘይ ኣፈላላይ ዕድመ ወይ ናይ ማሕበራዊ ናብራ ኩነታት ማለት መንበሪ ገዛ ንዘለዎም ይኹን ንዘይብሎም ሰባት ኣገልግሎታቱ ብዘይ ኣፈላላይ ከምዝህብ ንህብር።

እዘን ደቂ ሰባት መሰላቶ ሓቲቶም ዝረኽቡለን ኣገልግሎታት ዝህባ ነቑጣታታት ናይዚ ትካል እዚኣተን ንኹሉ ሰብ ኣገልግሎት ንምሃብ ክፉታት እየን።

እዚ ዝተጠቕሰ መሰላት ንምርካብ ኣገልግሎሎት ዝህባ ነቑጣታታት ኣብ ዞባ ኮት ዶር (Côte-d’Or) ን ከባቢ ኣን ኣገልግሎት ንምሃብ ክፉታት እየን፣ ንተወሳኺ ሓበሬታ ዝርከባሉ ኣድራሻ ንምውካስ ነዚ ዝስዕብ ስነ ካርታ( ኣብ እቲ መሐበሪ ካርታ ተዓዘቡ ) ተወከሱ።

ኩሉ ኣብኡ ዝበሃል ኣብኡ(ብምስጢር) ይተርፍ፣

ከመይ ንገብሮ?

በቲ ቀጻሊን ዝኾነ ክፉትን ኣገልግሎት ዝህብ መስመራትና ተወከሱናን ርኸቡና ።

እዚ ድማ ኣብ ታሕቲ እዚ ካርታ ብ ቀይሕ እትረኽብዎ ነቑጣታት ብምጥዋቕ ተጠቐሙ

ኣብ ላዕሊ ገጽ

14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

andressa bittencourtandressa bittencourtምምሕዳር
houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
noornoorተርጓሚ/ሚት
omar kokachomar kokachተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
abrhamabrhamተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
kerriankerrianተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
vikpetrukvikpetrukተርጓሚ/ሚት
basilebasileተርጓሚ/ሚት
conseil départemental d'accès au droitconseil départemental d'accès au droitኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ