Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ፕላት ፎሩም ላንጎስቲክ 34

Ad'Oc Conseil
ኣዳላዊAd'Oc Conseil

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት

ዋጋ

ብነጻ

ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ

ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜትኽኽል 2 ሰዓት

ኣበይ ?

ፈተና ደረጃቋንቋ ፈረንሳይ

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 3 ans

እንታዩ’ዩ ?

ፕላት ፎሩም ላንጎስቲክ 34 ፣ ስዴተኛታት ኢሮፓዋን ዘይኮኑ ምስ ኦፊ ናይ ምውህሃድ ብውሑድ ናይ 5 ዓመት (ሲር CIR) ዝፈረማ ፤፣ ብነጻ ፈተና ናይ ቃንቃ ፈረንሳይ ተቅርብ፣ ከምኡ`ውን ተወሳኺ ውልቃዊምኽሪ ትህብ ፣

ንምንታይከ የዘገድስ?

ብመሰረት መወከሲ ናይ ሕብረተ ኢሮፓ ፣ ፈተና ናይ ክልተ ሰዓተ ቋንቋ ፈረንሳይ ንምፍላጥ ይሕገዝ፣፤

እዛ ፕላት ፎሩም ላንጎስቲክ - ስነ-ቋንቋ : ምስ ናትካ ደረጃ ዝከይድ :ድልየትካ ንምምላእ ሓደ ፎርማሲዮን ስልጠና ናይ ስነ-ቋንቋ ንምርካብ ሓገዝ ተብርክት

ሓበሬታት ብዛዕባቋንቋ ፈረንሳ ኣብ ዞባታት ህያብ ተቅርብ፣ ከምኡ`ውን ቴማ ብዛዕባ ምስ ስነ-ቃንቃ ዘተኣሳስር፣፤ ቋንቋ ኣልፋ ቤት ፣ ትምህርቲ ንስዴተኛታት ዲፕሎም ናይ ዘይግነት ንምሕታት ፣ ንምውሳኽ ደረጃታት ወይ ትምህርቲ ንምቅጻል ካልእን ……..

ከመይ ንገብሮ?

ምስ ፕላት ፎሩም ናይ ላንጎስቲክ ስነ-ቃንቃ፣ ቆጸራ ንምሓዝ በዚ ዝስ ዕብ ቁጽሪ ተሌፎን ወይ ኣደረስ ኢመይል ቆጸራ ሓዙ\ዛ፤፣

መደውሊ ቁጽሪ ተሌፎን 04 67 83 59 82

  • ርክብ መግበሪ ኢመይል ኣድረስ contact.pl34@adoc-conseil.fr

ዝኾነ ዓይነት ፍሉይ መምርሒ ትእዛዝ ኣገዳሲ ኣይኮነን

: ኣብ ናትና መቀበሊ በዚ ዝስዕብ ኣድረስ ነእንግድ

* Montpellier ሞንፐሊየ : 121 rue d'Athènes - 34000 Montpellier

  • Béziers በዚየ : 45b av de la Voie Domitienne - 35400 Béziers

ከም ኡውን ናብ ዝተፈላልዩ ኣቃውማታት ሕቶ እንተ ቀሪቡልና ክንቀሳቀስ ንኽእል ኢና፤፣

ኣብ ላዕሊ ገጽ

14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
omar kokachomar kokachተርጓሚ/ሚት
utilisateur_61623907utilisateur_61623907ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
yoyobkyoyobkተርጓሚ/ሚት
olivierdrouardolivierdrouardተርጓሚ/ሚት
loreneloreneተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
aman expertaman expertተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
olgamyolgamyተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
pl34pl34ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ