ኣገልግሎት ምምሻጥ ወይ ምቕምቓም ጸጉሪ ርእሲኹም፣
ምስ ኤፒሰሪ ሶስያል (l'Épicerie Sociale) ማሕበራዊ እንዳ ሻሂ ቡንን ልስሉስ ካልእ መስተን ዝሽየጠሉ ድንኳን፣
እንታይ ኢዩ?
ሓደ ካብቶ ገና ዝዕለሙን ኣብ ልምምድ ዘለዉ ሓደሽቲ ተመሃሮ መሻጦና ኣብ ከተማ ኬቲኚ ብነጻ ዝወሃብ ጸጉሪ ርእስኹም ናይ ምስትኽኻልን ናይ ምምሻጥን ምልካይ ሕብሪን ዝተፈላለዩ ናይ ምምልኻዕ ዘይክፈሎ ናይ ነጻ ኣገልግሎታት ክህበኩም ቅሩብ እዩ።
እዚ ድማ ንዓበይቲ ንህጻናትን ንቖልዑን ዘጠቓልል ኣገልግሎታት እዩ።
ንመን ኢዩ ፧
ኣብዚ ኤፒሰሪ (l’Épicerie) ወይ እንዳ ሻሂ ቡንን ልስሉስ ካልእ መስተን ዝሽየጠሉ ድንኳን መጺኹም ተጠቀምቲ ንምዃን ቆጸራ ብምግባር ቦታ ሕዙ፣
ዞባ\ ዴባርትሞ
21 - Côte-d'Or
ኣብዚ ኤፒሰሪ (l’Épicerie) ወይ እንዳ ሻሂ ቡንን ልስሉስ ካልእ መስተን ዝሽየጠሉ ድንኳን መጺኹም ተጠቀምቲ ንምዃን ቆጸራ ብምግባር ቦታ ሕዙ፣
ዞባ\ ዴባርትሞ
21 - Côte-d'Or
ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧
ንኹለን ስድራ ቤታት ብነጻ ዝወሃብ ኣገልግሎት እዩ።
ምስትኽኻል ጸጉሪ ርእስኹም ብነጻ!
ሕብሪ ከተሰትይዎ ምስ እትደልዩ ዘድልየኩም ሕብሪ ገዚእኩም ጥራይ ናባና መጺኩም ብነጻ ክንቀብኣኩምን ክንለኽየልኩምን ከነመልክዓኩምን ምዃንና ንሕብረኩም፣
ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ
ኣድራሸና ማለት ናይ ስራሕ ቦታና ኣብ
sociaux d'EPIMUT Quetigny እዩ።
ነዚ ነጻ ኣገልግሎት les travailleurs sociaux d'EPIMUT Quetigny. ኢልኩም ተወከሱ።
ብ ኢመይል: epimut-quetigny@mfbssam.fr
ቴለፎን : 03 80 46 89 49
ኣድራሻና : 2 Bis Rue des Charrières እዩ።