Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ኣብ ሰኩር ፖፑሌር (Secours populaire)፣

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት

ዋጋ

ብነጻ

ኣበይ ?

ሓገዝ ኣብ መጽናዕቲ ናይ ትምህርቲ ንምርካብ፣

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 3 ans

እንታዩ’ዩ ?

ተመሃሮ ደቅኹም ብግሎም ኣብ ቤት ትምህርቶም፣ ንዘድልዮም ሓገዛት ብኣባላት ሰኩር ፖፑሌር (Secours populaire) ወለንታኛታት ኣብዚ ታሕቲ ተዘርዚረን ዘለዋ ዝስዕባ ናይ ውልቀ መምህር ዘድልዮም ናይ ትምህርቲ(ሳብጀክታት) ሓገዛት፣ ክረኽቡ ይኽእሉ እዮም።

  • ኣብ ሕሳብ Mathématique
  • ታሪኽን ጆግራፍን
  • ቋንቋ ፈረንሳ
  • ቋንቋ እንግሊዝ (ብሓባር ኣብ ክፍሊ ኣብ ቤት ምስ መማህርቱ ዝተመሃሮ እሞ ዘይተረድኦ ወይ ኣብ ገዛ ክሰርሖ ዝተዋህቦ ዕዮ ገዛ ኣብ ምሕጋዝ ክተሓባበርዎ እዮም)
  • ቁጠባ Économie
  • ቋንቋታት እስፐይንን ጀርመንን ዘጠቓለሉ ሓገዛት እዮም።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ኩሎም ተመሃሮ፣ ደረጃ ትምህርቶም ብዘየገድስ ናይዚ ሓገዝ እዚ ተጠቐምቲ ክኾኑ ይኽእሉ እዮም።

እቶም ወለንተኛታት ነቲ ዛዕባ እቲ ትምህርቲ ብግቡእ ብምግላጽ፣ ነቶም ተመሃሮ ብግቡእ ክሳብ ዝርደኦምን ውሕስነት ክሳብ ዝስመዖምን የሰንይዎም።

እዚ መርስሕ እዚ ንነፍ-ስወከፍ ተመሃራይ እኹል ግዜ ንኽርከቦን ክሕገዝን ይጠቕም።

ከመይ ንገብሮ?

በዛ ቁጽሪ ስልኪ ደዊልኩም ክትረኽቡና ትኽእሉ ኢኹም፣ 03 80 30 20 70.

ኣብ ላዕሊ ገጽ

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
utilisateur_61623907utilisateur_61623907ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
loïsloïsተርጓሚ/ሚት
omar kokachomar kokachተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
abrhamabrhamተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
anastasiaanastasiaተርጓሚ/ሚት
utilisateur_86598328utilisateur_86598328ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ