Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ስልጠና ሳማ (les Ateliers SocioLinguistiques du SAMA) ዝተባህለ ትካል ወይ መደብ፣

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት

ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ

ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜዝለኦኣለ 2 ዓመታት
ቐጻሊ ተሳትፎትኽኽል 4 ሰዓት ኣብ ሰሙን

ቋንቋ ፈረንሳ ኣጽንዑ ኣብ ከተማ ክሌርሞ ፌሮ(Clermont-Ferrand)፥

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un an

እንታዩ’ዩ ?

ኣብ ከተማ ክሌርሞን ፌሮ ን ኩሮን ኡቨርኝ (Clermont Ferrand et Cournon d'Auvergne ) ኣብ ከባቢኹም ዘለዉ ኣባላትና ወይ መማህራንና ብመንጽር እቲ እትሓልፍዎ መዓልታዊ ሂወትኩም ክእለት ቋንቋ ፈረንሳ እተመሓይሹሉን እተማዕብሉን መንገዲ ንምርካብ ከሳልይኹምን ክሕግዙኹምን እዮም።

ክልተ ግዜ ኣብ ሰሙን ንኣስታት ንኽልተ ሰዓታት ግዜ ዝኣክል ናይ ስልጠና ግዜ፣ ኣብ ግዜ ዕረፍቲ ናይ ተመሃሮ ጥራይ እንተዘይኮይኑ ኣብ ኩሉ እዋን ኣለና።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ነፍሲ ወከፍ ጉጅለ፣ ደርዘን ዝኾኑ ደቂ ገዛውቲ ዝቖመ እዩ።

ነፍሲ ወከፍ ጉጅለ ኣብ መቐበሊ ኣጋይሽ ናይዚ ህዝባውያን ህንጻታት፣ ከምእኒ ኣደራሽ ናይ ምምሕዳር፣ ህዝባውያን ቦታታት፣ ኣብያተ ንባብን ካልእን ቦታታት የአንግድ እዩ።

እቶም ኣሰልጠንቲ፣ ቋንቋ ፈረንሳ ንፈረንሳውያን ዜጋታት ቋንቋ ናይ ካልኦት ሃገራት ናይ ወጻእተኛታት ቋንቋ፣ የስተምህሩን ከምኡውን ነቶም ፍሉያት ሰብ ሞያ መማህራን ድማ ብፍሉይ ብቕዓት ንመንእሰያት ዘስተምህር ፍሉይ ዝኾነ ስልጠና ይህብ እዩ።

ከመይ ንገብሮ?

ብዛዕባ ፍልጠትኩም ርእስኹም ንምምርማርን ብቕዓትኩም ንምምዛንን፣ እምበኣር ቆጸራና ኣብ መድረኽ ናይ ኣ ኤል ኤፍ sur la plateforme ALF ይኹን።

በዚአን ዝስዕባ ኣድራሻታትና ክትረኽቡና ትኽእሉ ኢኹም፣

ኣድራሻና

64 rue Lamartine, 63000 Clermont-Ferrand,

ናይ መርበብ ሓበሬታ ናይ መልእኽቲ መቐበሊ ኣድራሻና ማለት ኢመይልና fit-formation@orange.fr

ቁጽሪ ስልክና : 04 73 35 25 26 እዩ።

ኣብ ላዕሊ ገጽ

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
utilisateur_61623907utilisateur_61623907ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
lanie456lanie456ተርጓሚ/ሚት
fairouzfairouzተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
abrhamabrhamተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
anastasiaanastasiaተርጓሚ/ሚት
cathiecathieኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ