Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ቤት ትምህርቲ ሞያታት (Ecole des Métiers)፣

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳምንባብን ምጽሓፍን ዝኽእል, A1

ዋጋ

100€ ሓንሳብ

ኣበይ ?

ደልፍ (DELF) ዝበሃል ፈተና ምፍታን

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 10 mois

እንታዩ’ዩ ?

ደልፍ (DELF) መለክዒ ብቕዓት ደረጃኻ ዘረጋግጽ፣ ብሚኒስትሪ ትምህርቲ ሃገረ ፈረንሳ ሕጋውን ወግዓውን ልዑል ተቐባልነትን ኣፍልጦን ክብርን ዝተዋህቦ፣ ቤት ትምህርቲ ሞያታት (Ecole des Métiers) ዝበሃል መሰልጠኒ ማእከልና፣ ካብ 3ደረጃታት ትምህርቲ ማለት ኣ ሓደ፥ ኣ ክልተን፥ በ ሓደን (A1 A2 B1) ይፍለጥ።


ንምንታይከ የዘገድስ?

(DELF B1) ዝበሃል ደረጃን ብቕዓትን ዘረጋግጽ ምስክር ወረቐት ወይ ዲፕሎም ንዝወነኑ ሰባት ናይ ሃገረ ፈረንሳ ዜጋ ናይ ምዃን መሰሎም ዝተሓለወ ምዃኑን ወይ ድማ ብኻልእ ኣዘራርባ፥ ዜግነት ሃገረ ፈረንሳ ወሲዶም ፈረንሳውያን ክኾኑ ይኽእሉ እዮም።

ብመሰረት እቲ ሕሉፍ ደረጃ ብቕዓትኩም ተራእዩ፣ እዚ ደልፍ (DELF) ዝተባህለ ምስክር ወረቐት፥ ዝሰማማዓኩምን ነቲ ናታትኩም ናይ ስራሕ ልምድን ተመኩሮን ኣብቲ ሰቨ (CV) ዝበሃል ናይ ግልኹም ናይ ስራሕ መግለጺ ሰነድ ወይ ወረቐት ብኽብሪ ብምስራዕን ብምዝርዛርን፣

ኣብ እቲ መደብ DELF ብምስታፍፍ ኣብ ቋንቋ ፈረንሳ ዘለኩም ተግገዳስነት ንምዕባይን ክእለትኩም ንምዕባይ ዘለኩምተበግሶ ክትስጉምን ዲፕሎማ ክትረክብን ከም እትደሊን እትደሉዩን ንሓብሩ እሞ ። ንፋይልኩም ተጸኒዑ ድማ ምምሕዳር ፈረንሳ ን ዲፕሎም ዝግበኣኩም ትምህርቲ ከም እትረኽቡ ክግበር እዩ።

ከመይ ንገብሮ?

ስልክና 03.45.34.62.00 ብምድዋል ጥራይ ክትምዝገቡ ትኽእሉ ኢኹም።

መዝገባ ኣብ ወርሒ መስከረም (2023) ስልጠና ኣኣብ ወርሒ ሕዳር 2023 ምዃኑ ክንሕብረኩም ንፈቱ።

ኣብ ላዕሊ ገጽ

14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
utilisateur_61623907utilisateur_61623907ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
lanie456lanie456ተርጓሚ/ሚት
fairouzfairouzተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
abrhamabrhamተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
nikisnikisተርጓሚ/ሚት
freymutefreymuteተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
emmanuel arnalemmanuel arnalኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ