Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ መሳርሒ ምስ

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት

ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ

ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜኣብ መንጎ 6 ን 9 ዘሎ ወርሒ

ሓጋዝ ምርካብ ምስላጥ ኣብ ቤት ጽሕፈታት

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 3 ans

እንታዩ’ዩ ?

ንጥፈታት መሳርሒ ( ኣብ ዝተፈላለዩ ዓይነት ንጥፈታት፣ ናይ ስራሕ ፣ ተቀማጢ\ት ዜጋ ንሙኻን ፣ ብፍሉይ ንረፍጂ ስዴተኛታት ናይ ዑቕባ ንዝረኸቡ\ባ ኣብ ኵሉ መዳይ ናይ ምስላጥ ሓገዝ ምርካብ ፣ ናይ መንበሪ ገዛ ፣ ኣብ ክፍሊ ጥዕና ፤ ናይ ስድራቤት ፣ ናይ ስራሕ ፣ ቃንቃ ፈረንሳይ ፣ መጎዓዝያ…

ነዞም ዝስዕቡ ንምርካብ ኣብ ዞባ ላ ኡት ሶን ክትቅመጡ\ጣ ኣለኩም\ክን ::

ንምንታይከ የዘገድስ?

ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲ ምስልሳል ምስላጥ ናይ ቤት ጽሕፈታት ሓገዝ ምርካብ፣ ወይ መንበሪ ገዛ ንምርካብ ፣ ኣብ ናይ ክንክን ጥዕና ፣ ናይ ስድራቤት ፣ ምዝንጋዕ ፣ ትምህርቲ ቃንቃ ፈረንሳይ ፣ ምሕደራ ናይ ቁጠባ፣ ናይ ባህሊ ካልእን …

ምስና ኵሉ ነገር ክኽወን ይኽእል ኢዩ !

ኣብ መንብሪ ገዛ ብውልቃዊ\ት ቆጸራ ክንብገርለኩም\ክን ንኽእል ፣ ኣብ ሓደ ቦታ ተመጣጣኒ ዝኾነ ምስ ኵነታትኩም\ክን፣

ወይ ኣብ ማእከል ቤት ጽሕፈታት ፣ ኣብ ዝኾነ ዓይነት ጸገም ንዘጋንፈኩም\ክን ሓገዝ ምርካብ ::

ሓደ ፕሮጀክት ንምሃናጽ ድልየት ኣለኩም\ክን ዶ ፣ ብዛዕባ ኮርስ ትምህርቲ ፣ ወይ ስራሕ ንምርካብ ፣ ክትምዝገቡ\ባ፣ ናይ ፖል ኣምፕልዋ ኣክችዋሊዘ ንምግባር ደክላረ ንምግባር ኣብ ፖል ኣምፕልዋ ፣ ሲቪ ንምጽሓፍ ወይ ሓደ መሰነይታ ስራሕ ንምድላይ ፣ ኮርስ ትምህርቲ ናይ ተግባር ፣ ናይ ውድድር ንምቅራብ ብ ኣካል ወይ ብ ኢንተርነት ኦን ላይን ስራሕ ንምርካብ ::

ምስና ኵሉ ነገር ክኽወን ይኽእል ኢዩ !

ኣግልግሎት ናይ ኣቨ ኡ ሰ AVEC ምስ ዝተፈላለዩ ማሕበራት መሻርኽቲ ናይ ደባርትመንት ዞባዊ ኣብ ስራሕ ናይ ሞያዊ\ት ምትእታው ብትኩረት ኣብርቲዑ ይሰርሕ ::

ኣውቶቡስ ሞጎዓዝያ ክትወስዱ ትደለዩ\ያ ዶ ? ትርየን ባቡር ? ብሽክሌታ ክተገዝ ኡ ትደልያ\ዩ ዶ ? ናይ ኤልተሪክ ትሮቲነት ? ኮድ ናይ ቃል መምርሒ ፍቃድ ? ናትኩም\ክን ናይ ቅድም መምርሒ ፍቃድ ክትቅትሩ\ራ ትደልዩ\ያ ዶ ? ምስና ኵሉ ነገር ክኽወን ይኽእል ኢዩ !

ንጥፈታት መሳርሒ AVEC ካብ 2019 ዓመት ትምህረት ጀሚሩ ብዛዕባ ምውፋር ናይ ሞጋዕዝያ ሰሪሑን ይሰርሕን ኣሎ ፣ መምርሒ መሐበሪ ን ዓኹም\ኽን ንምሕጋዝ ተዳልዩ ኣሎ ::

ከመይ ንገብሮ?

በዚ ዝስዕብ ቁጽሪ ተሌፎን 07.86.47.93.39 ወይ ብ ኢመይል ኣድረስ mc.simard@orange.fr.ርኸቡና::

ናይ ስራሕ ሰዓታት

ካብ ሶኒ ክሳብ ዓርቢ ካብ ሰዓት 9h ክሳብ 17h.ዘሎ ግዜ ርኸቡና ::

ኣብ ዞባ ኡት ሶን ክትቅመጡ\ጣ ድልየት ኣለኩም\ክን ዶ ? ምስ ናትኩም\ክን ኣሲስታን ሶሲያል ካብ ምዝራብ ኣይትጠራጠሩ ወይ ምስ ናትኩም\ክን ኣማኻሪ\ት ናይ ፖል ኣምፕልዋ ፣ ወይ ምስ ዋና ገዛ ከም ኡውን ንትፈልጥኹም\ኽን ::

ዞባ ኡት-ሶን ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማ ኣግልግሎት ተዳሊዮም ኣለው : ሉር ፣ ቨሱል ኦሪ ኩር ፤ ሳንት ሉፕ ፣ ሰሙዝ፣ግረይ ፣ፍራንዝ ነ ሉ ሻቱ ፣ ካል እን ከተማታት …

ናብ መንበሪ ገዛ ናይ ዑደት መደብ ተዳሊዮም ኣለው ከ ከም ኵነታቱ ድለየታት ንምምላእ ኣድላዪ እንተ ኾይኑ ::

ኣብ ላዕሊ ገጽ

11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
bissobissoተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
utilisateur_61623907utilisateur_61623907ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
lanie456lanie456ተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
aman expertaman expertተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
dmytro🇺🇦dmytro🇺🇦ተርጓሚ/ሚት
avecavecኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ