Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ብሳላ ፒየትራ(Pietra)፣

Association CeCler
ኣዳላዊAssociation CeCler

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት

ዋጋ

ብነጻ

ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ

ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜዝተሓተ 12 ወርሒ

ደገፍ ኣብ እዋን ስራሕ ኣብ ምድላይ ስራሕን ንምርካብ፣

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un an

እንታዩ’ዩ ?

ፒየትራ(PIETRA) (ሓደ ማሕበር ኣብ ትሕቲTTRAvail. ኮይኑ )፣ዕላምኡ ድማ : ምስ ንስደተኛታት ከሰልጥኑ ንዝደልዩ ትካላትን ኣስራሕቲን ብምትሕብባር፣ ምስ ስደተኛታት ብምርኻብን ነቶም ስደተኛታት ድማ ብንስራሕ ብቑዓት ንኽኾኑ ንምግባር ምስልጣን እዩ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

• ደገፍ ን መዓልቦ ዘለዎ መደብ ስራሕ፣ ኣብ ምምዕባል ቀጻልነት ብቕዓት ምርግጋጽ፣

- ተግባራዊ ስርሓት ናይ ዓውደመጽናዕቲን፣ ተግባራዊ ምርኢትን ምብጻሕ ትካላትን

• ብዝተፈላለየ ምኽንያት ካብ ምዕባለ ከይዕንቀጹ፣ነቶም ተመሃሮ ደገፍ ምግባር

- ዎርክሶፓት ናይ፣ ምክትታልን ምስልጣንን መደባት

• ስራሕ ንኽረኽብሉ ዝኽእሉ መገድታት ምፍጣር፣

- ብሳላ ወላንታውያን ተሓባበርቲና ከም ዝኸስቡ ንምግባርን

• እቶም ኣስራሕቲ ዝደልይዎዘለዉ ብቕዓት ኣብ ምጥራይ ይሕግዝ

• ብመሰረት ጠለብ እቲ ስራሕ ንዕኡ ዝበቅዕ ሰራሕተኛ ምምልማል

• ነቲ ሰራሕተኛ፣ ስራሕ ኣብ ዝጅምረሉ እዋን ብምስናይ ከም ዝወሃሃድ ምግባር

ከመይ ንገብሮ?

ኣብዚ ዝስዕብ ኣድራሻና ይኹን ቆጸራና፣ብደሓን ምጹና፣

11 avenue Léonard de Vinci 63000 Clermont-Ferrand

በዚ ዝስዕብ ቁጽሪ ስልክና : 0428701864 ክትድውሉልና ትኽእሉ ኢኹም

ኣብ ላዕሊ ገጽ

14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
utilisateur_61623907utilisateur_61623907ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
lanie456lanie456ተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
jafhajafhaተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
abrhamabrhamተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
vikpetrukvikpetrukተርጓሚ/ሚት
anne ozoufanne ozoufኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
fairouzfairouzተርጓሚ/ሚት