ን ምውህሃድ ወይ ኢንተግረሽን ኣብ ምግባር ምሕጋዝ
ምስ ፕላትፎርም ታለንት ኣኢሚግራንት ማየን
Plateforme talents migrants Mayenne
እንታይ ኢዩ?
እዚ ኣብ Mayenne. ሕበራዊ መዋቕር እዚ ንስደተኛታታን ሓደሽቲ መጻእቲን ፣( ስራሕ ኣብ ምንዳይ ምሕጋዝን ከምኡ እውን ኣብ ማሕበራዊ መኽሰባት) ምትእትታውን። ንኹሉ ሕቶታቶም ኣኣብ ምምላሽ ፣ መሰላቶም ኣብ ምፍላጥን ይነጥፍ።
ከምኡ እውን ሓተተቲ ዑቕባ ንዝኾነ ሰብ ኣብ ውሱን ነገር ከም እኒ ቋንቋ ምምህርን፣ ብሓፈሻ ከም ሓታቲ ዑቕባ ንዘድልይዎ ነገራትን እውን ይእህግ ).
እዚ ንምስላጥ፣ ምስ ዝነጥፋ ትካላትን ማሕበራትን ንምውህሃድ ከምኡ እውን፣ ኣተርጓማይ ብምቑጻር ተሰላስሎ።
ንመን ኢዩ ፧
ዞባ\ ዴባርትሞ
53 - Mayenne
ካብ 12 ክሳብ 24 ኣዋርሕ
ዞባ\ ዴባርትሞ
53 - Mayenne
ካብ 12 ክሳብ 24 ኣዋርሕ
ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧
መሰላት ኣብ ምፍላጥ ምሕጋዝ
ስደተኛዲኻ መሰላትካ ንምፍላጥ ኣብ እዞም ዝስዕቡ
- ከመይ ኣቢልካ ሰራሕተኛ ወይ ወለንተኛ ናይ ሓደ ትካል ዲኻ nun
- ወይ ወናኒ ትካል
ሕቶታታ ኣሎካ Mayenneus ዶ ትነብር? ኣብ ኡ ቀሪብካ ብኣካል ክትሓትት ትኽእል ኢኻ ፣ ንሕቶታትኩም ምምላስ ድሉዋት ኢና
ማሕበራዊ ሓገዝ ን ስራሕ ምርካብ ንምርካብ
ንስደተኛታታን ሓደሽቲ መጻእቲን ዲኹል ፣( ስራሕኣብ ምንዳይ ምሕጋዝን ከምኡ እውን ኣብ ማሕበራዊ መኽሰባት) ምትእትታውን። ንኹሉ ሕቶታቶም ኣኣብ ምምላሽ፣ መሰላቶም ኣብ ምፍላጥን ይነጥፍ። ከምኡ እውን ሓተተቲ ዑቕባ ንዝኾነ ሰብ ኣብ ውሱን ነገር ከም እኒ ቋንቋ ምምህርን፣ ብሓፈሻ ከም ሓታቲ ዑቕባ ንዘድልይዎ ነገራትን እውን ይእሆ።
ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ
ደውሉልና!
ነዚ ምምርካብ ንዓና ብቴለፎም ምርካብ ድሕር ኣይትበሉ። 06.03.47.53.86 ወይ እውን ኢለምይ ጸሓፉ። mayenne@ptm5372.fr
ኢመይል ስደዱልና
ናብ mayenne@ptm5372.fr