ዘቓረጽኩሞ ትምህርቲ ንምቕጻል፣
ምስ ፕሮግራም ፌር ወይ መደብ ፌር (le Programme FAIRE)፣

ዘቓረጽኩሞ ትምህርቲ ንምቕጻል፣

ምስ 
ፕሮግራም ፌር ወይ መደብ ፌር (le Programme FAIRE)፣

እንታይ ኢዩ?

እዚ ፕሮግራም ፌር ወይ መደብ ፌር ዝተባህለ ናይ ቤት ትምህርቲ ላዕለዋይ ደረጃ ጃን ሙላን (University Jean Moulin Lyon 3)ኣብ ከተማ ልዮን ቁጽሪ ሰለስተ ዝተዳለወ መደብ ወይ ፕሮግራም፣

ዕላምኡ ስደተኛታት ቤት ትምህርቲ ላዕለዋይ ደረጃ (ዩኒቨርስቲ) ናይ ምምላስ ዕድል ንኽረቡ ዝሰርሕ እዩ፣ ንሱn ስደተኛታት፣ ኣብ ዝተፈላለየ፣ ጽፍሒ ናይ ትምህርቲ ንኽሳተፉን፣ ናብ ክሳብ ዝለዓለ ደረጃ ትምህርቲ ንኽውንጨፉ፣ ኣብ ስርዓተ ትምህርቲ ፈረንሳ ተቐባልነት ንኽረኽቡ የወሃሃድ።

ንመን ኢዩ ፧

ኣገዳሲ

እንተወሓደ ደረጃ ቐዳማይ ዲግሪ፣

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ወረቐት ዘለዎ ስደተኛ ረፍዩጂ ይበሃል፣፣
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

ካብ 6 ካብ 12 ኣዋርሕ፣

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
መኽፈሊ
50
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

69 - Rhône

ኣገዳሲ

እንተወሓደ ደረጃ ቐዳማይ ዲግሪ፣

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ወረቐት ዘለዎ ስደተኛ ረፍዩጂ ይበሃል፣፣
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

ካብ 6 ካብ 12 ኣዋርሕ፣

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
መኽፈሊ
50
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

69 - Rhône

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ዘበራትዑ ወይ ዘሐይሉ ስልጠናታት ንምውሳድ፣

ኣብዚ ብምጥዋቕ ዝያዳ ሓበሬታ ክትረኽቡ ትኽእሉ ኢኹም Cliquez ici pour trouver le contenu détaillé du Programme FAIRE.

እዚ ናይ ኤፍ ኤል አ (FLE) ኣገባብ ፣ ዓንዲ ሕቖን ኣገዳሲን ኣብ ምውህሃድ፣ ናይ ስርዓተ ቋንቋ ፈረንሳ እዩ።

ናይ ላዕለዋይ ደረጃ (ዩኒቨርስቲ) ትምህርትኹም ምቕጻል፣

ናብዚ ትምህርቲ እዚ ንምእታው ካባኹም ዝድለ ደረጃ ብቕዓት እዚ ዝስዕብ እዩ።

ደረጃ ባችለር ዲግሪ

እቶም ተመሃሮ ኣብ እቲ ዝነበርዎ ዓዲ እንተወሓደ ናይ ባችለር ዲግሪ ክህልዎም ኣለዎ። እዚ ስልጠና እዚ ዕድመ ኣይፈልን እዩ።

ናብዚ ትምህርቲ እዚ ንምእታው ንምምዝጋብ ክኽፈል ዝግበኦ ዋጋ ብነጻ ተጠቀምቲ ኹኑ።

ኣብ ሃገረ ፈረንሳ ንሕጹያት ወይ ሓደሽቲ ተመዝገብቲ ላዕለዋይ ደረጃ ተመሃሮ ብነጻ ናይ ምምዝጋብ ዕድል ኣለዎም፣ እንተኾነ ግን ነቶም ንኻልኣይ ግዜኦም ክምዝገቡ ንዝደልዩ ተመሃሮ ሓምሳ ኤውሮ (50€ ) ክኸፍሉ ይይግበ ኦም እዩ።

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ናይ ምመዝገቢ ቕጥዒ ምልእዎ፣

ናይ ምመዝገቢ ቕጥዒ ንምምላእ ኣብዚ ተወከሱ en cliquant ici!

ናይ ቋንቋ ብቕዓትኩም ንምግምጋም ኤፍ ኤል አ ኤስ ጂ ኤር ኢ (FLE du SGRI) ሓፈሻዊ ዓለምለኻዊ ኣገልግሎት ርክባት፣ (Service Général des Relations Internationales) ዘዳልዎ ፈተና ክትፍተኑ ኢኹም።

ኣዛራቢ ምርካብ :
ቅኑዕ\ ቅቡል
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
4 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
13እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par

Université Jean Moulin Lyon 3