Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ምስ Avec AGIR 31

Forum réfugiés
ኣዳላዊForum réfugiés

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ

ዋጋ

ብነጻ

ምርካብ ስራሕን ገዛን ኣብ Haute-Garonne

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 4 mois

እንታዩ’ዩ ?

AGIR ኣጂር ኣብ ፈረንሳ ንዝርከቡ ስደተኛታት መንበሪን ስራሕን ንምርካብ ዝሕግዝ መደብምኳኑ ክፍለጥ ይግባእ።

እቲ መደብ AGIR ን ናይ ምውህሃድ መደብኩም ዝግበር ናይ ቤት ጽሕፈታዊ መስርሕ ንምሕጋዝ ከሰንየኩም ዝዓለመ መደብ እዩ።

ትካልና ኣብዞም ዝስዕቡ ዝርዝራት የሰንየኩም

  • ናይ ምምሕዳራዊ ኣገባት ንዓኹም ንቆልዑኹምን ምስናይ pour vous et vos enfants
  • መንበሪ ገዛ ምርካብ
  • ምርካብ ሓደ ስልጠና ንምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ፣ ወይ ፣ ወይ እንተላይ ሞያዊ ስልጠና
  • ሓደ ናይ ስራሕ ልምምድ ምርካብ ፣ ምስ ፖለምፕልዋ c Pôle emploi ከምኡውን Missions locales ምርኻብ
  • ኣብ መዓልታዊ ህይወትኩም ሽግር ምስ ዘጋጥመኩም ከም እኒ (ምክንኻን ቆልዑ ፣ ጥዕና፣ መጓዓዝያ ወዘተ ,).

ምፍላጡ ዘገድስ!

እዚ ካብ ትካል AGIR እትረኽብዎ ምስናይ ን dure 24 እንተበዝሐ ይጸንሕ ኮይኑ ወግዓዊን ፈሪምኩም እትኣትውዎ ምዃኑ ክትፈልጡ ይግባእ፣ ኣብ ነፍሲ ወከፍ 2 ወርሒ ድማ ቆጸራ ክህልወኩም ፣ በቶም ዘሰንይኹም ኣባላትና ዝተጠልበ እዩ ድማ ክኸውን።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ዝተፈላለዩ ሕቶታት ኣብ ምምሕዳራዊ ኩነታት ናይ ምምሕዳር ኮነ ሓገዝ ናይ ገዛ , impôts, ናይ ቀረጽን ግብርን ፣ ፍቓድ ምምራሕ መኪና ፣ ናይ ባንኪ ሕሳብ , compte bancaire ዝተፈላለዩ ወረቓቅቲ፣ ነይ መንነት ካርድ ወዘተ ክኸውን ይኽእል ።

  • ኣብ ሞያዊ ዝንባለኹም ንምስታፍ ክትድገፉ ምእንቲ
  • ሞያዊ ፕሮጀክትኹም ንምስራሕ ስራሕ ወይ ስልጠና ረኸብ፣ ምስ Pôle emploiን ናይ Missions locales ሚስቶን ሎካል (France Travail) ብምትሕብባር
  • ብቋንቋ ፈረንሳ ክትስጉም ኣብ ማእከል ስልጠና ወይ ማሕበር ረኺብካ ተመዝገብ
  • ርኽበት ናይ ስራሕን ሞያዊ ውህደትን ደገፍ መሓውራት: Pôle emploi, local missions, AFPA, GRETA, ወዘተ.
  • መንበሪ ገዛ ኣብ ምርካብ ሓገዝ ርኸቡ
  • መንበሪ ምርካብ ኣብ ምትካልን ኣገባባትን ሓገዝ ኣይፈለኹም
  • ኣብ መንበሪ ኣባይቲ ናጻ ክትከውን ደገፍ ርኸቡ

ከመይ ንገብሮ?


ናይዚ መደብ ተጠቀምቲ ንምዃን

  • ወረቐት ምህላው ተጠቃሚ ኣህጉራዊ ሓለዋ ክኸውን (ዓቢ ወይ ንእሽቶ ልዕሊ 16 ዓመት ዝዕመ ምህላው)
  • ሓደስቲ ክልተ ዓመት ዘይመልእ ኣህጉራዊ ሓለዋ ረኺቦም
  • ድሕሪ ምፍራሙ CIR (ውዕል ውህደት ሪፓብሊካን)
  • ኣብ ሃውት-ጋሮን ይነብሩን ኣብኡ ይነብሩን (ዝተወሰነ ኣድራሻ ኣለዎም)።
  • ኣብ ስድራቤትካ ዘለዉ ሰባት (መጻምድትኻ፡ ትሕቲ ዕድመ ቆልዑ፡ ወለዲ)፡ ዋላ ስደተኛታት እንተዘይኮኑ፡ ምሳኹ ካብቲ መደብ ክጥቀሙ ይኽእሉ
ኣብ ስድራቤትካ ዘለዉ ሰባት (መጻምድትኻ፡ ትሕቲ ዕድመ ቆልዑ፡ ወለዲ)፡ ዋላ ስደተኛታት እንተዘይኮኑ፡ ምሳኻ ካብቲ መደብ ክጥቀሙ ይኽእሉ እዮም ።

ካብ መደብ AGIR ንኽትጥቀም ዘድሊ ቅድመ ኩነት እንተ ኣማሊእ እንተኮይንኩም ንምፍላጥ ን ይከኣል ወይ እውን ብቐጥታ (ክፋል 1 ርአ) ብቐጥታ ናብ l'OFII.ሕቶ ከተቅርቡ ትኽእሉ ኢኹም

ኣብ ላዕሊ ገጽ
ብ ሊንክ ወይ ፈለግ ሼር ግበሩዎ

18 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

a mugniera mugnierምምሕዳር
houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
utilisateur_61623907utilisateur_61623907ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
delphgatdelphgatተርጓሚ/ሚት
nalothmannalothmanተርጓሚ/ሚት
nounouተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
aman expertaman expertተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
abrhamabrhamተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
oksioksiተርጓሚ/ሚት
anastasiaanastasiaተርጓሚ/ሚት
accelair 31accelair 31ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
forum réfugiésforum réfugiésኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ