ኣገደቲ ሓበሬታ
ምስ ምስ Association Oxygène
ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ
ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳምንባብን ምጽሓፍን ዝኽእል, A1, A2, B1, B2, C1, C2
ዋጋ
14€ ኣብ ዓመት
ኣበይ ?
ካብ ጽምዋ ን ብሕታውነትን ምግልጋል
እንታዩ’ዩ ?
ሓንቲ ማሕበር ኣብ ማሕበራዊ ናብራ ኣብ ምውህሃድ ካብ ጽምዋ ንምግልጋል ትንጠፍ ፣ ኣብዚ ቃልሲ ኣብ ዝተፈላልዩ መዳይ ብተግባር ምስ ህዝቢ ንምጽንባር ርእሰ ተኣማምነት ንምፍጣር ብዙሕ ዕዮታት ኣብ ምስልሳል ክብሪ ትህብ ፤፣
ንምንታይከ የዘገድስ?
ምስልጣን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲ
- ብዛዕባ ርእሰ ተኣማማንነት
- ኣብ ውልቃዊን ኣብ ናይ ሞያዊን ምዕባለ ምጥራይን
- ኣብ ንጥፈታት ንምብርታዕን ምሕያልን
እዚ ቦታ ናይ መራኻብን ሓሳብ መቀያየርን እዩ።
ኣብዚ መደብ ብምስታፍ ቋንቋ ፈረንሳ ከተማዕብሉን ከተማመሓይሹን ትኽእሉ።.
ከመይ ንገብሮ?
ዕላማ ናይ`ዚ መደብ ኣብ መወዳእታ ኣብ ማሕበራዊ ናብራ ዕንቅፋት ንዝኾኑ ንምቅላስ ፣ ከምኡ`ውን ኣብ ኣግልግሎትና ተጠቀምቲ ንሙኻን
ኢመይል oxygene.asso@wanadoo.
እዚ ፋልይ ጠቓሚ ኮይኑ ዶ ረኺብኩሞ ?
ን ዝተርጎሙን: ርእይቶኦም ዘበርከቱን ኩሎም ነመስግን
ተመሳሳሊ ዛዕባ
14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ