Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ለዝ ኦኽኪ ሩጅ

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት

ዋጋ

ብነጻ

ኣበይ ?

መሰል ናይ ደቂ ኣንስትዮ ንምኽባር ናይ ሓገዝ ድጋፍ ምርካብ

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un an

እንታዩ’ዩ ?

ሓንቲ ማሕበር ንኵሉ ኣብ ደቂ ኣንስቲዮ ዝወርድ ገብን ወይ ንዝኾነ ዓመጽ ትቃለስ ፣ ብፍላይ ደቂ ኣንስቲዮ ኣብ ምኽንሻብ ዝተገደዳ ወይ ብሓይሊ ናብ መርዓ ብዘይ ድልየተን ዝኣተዋ ፣ ነዚ ንምቅላስ ኣብ ስነ- ኣእምራዊን ናይ ኣካላን ንምህናጽ ናይ ድጋፍ ሓገዝ የብርክት።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ሓደ ጉጅለ ናይ ዘተ ዝርርብ ምካያድ፣ ንጥፈታት ናይ ጽሕፈት ፣ ሕብሪ ምልካይ ፣ ምድራፍ፣ ምስዕሳዕ፣ ትያትር፣ ምክሻን ኣሰራርሓ መግቢ ናይ ኵሉ ዓለም ወዘተ የዳሉ

ንርሕሚ ማህጸን መጥባሕቲ ጽገና ምርካብ ፣

ካብ ሰብ ሞያ ናይ ስነ- ኣእምሮን ስነ-ልቦናን ምክትታል ክንክን ናይ ጥዕና ምርካብ፤፣

ኮንፈረንስ መደረ ምስክር ቃል ምሃብ ምድላው

ከመይ ንገብሮ?

ንመጀመርያ ግዜ ንምርኻብ በዚ ቁጽሪ ርኸባና 06-52-95-83-03

05 57 34 92 37

ኣብ ላዕሊ ገጽ

16 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

andressa bittencourtandressa bittencourtምምሕዳር
houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
nounouተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
utilisateur_93887086utilisateur_93887086ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
utilisateur_61623907utilisateur_61623907ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
nalothmannalothmanተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
aman expertaman expertተርጓሚ/ሚት
claireclaireተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
anastasiaanastasiaተርጓሚ/ሚት
konibakonibaኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ