Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ዓምዲ ናይ ስነ-ቃንቃ 31

Cosmopolitaine
ኣዳላዊCosmopolitaine

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት

ዋጋ

ብነጻ

ምድላው ናይ ትምህርቲን ከምኡ`ውን ናይ ምትእታው ናይ ሞያ

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 3 ans

እንታዩ’ዩ ?

ሓደ ዌብ ሳይት ምስ ሰብ ሞያ ኪኢላታት ቆጸራ ንምሓዝ ዝሕብር

ሓበሬታት ብዛዕባ ቃንቃ ፈረንሳይ ከመኡ ውን ብዛዕባ ሓበሬታት ኣብ ቱሉስን ዞባ ከባቢ ቱልስን::

ገምጋም ናይ ቃንቃ ፈረንሳይ ::

መምርሒ ብዛዕባ ናይ ትምህርቲ ፣ ተዛምድቲ ተመጣጠንቲ ዝኾኑ ሓበሬታት ፣ ናይ ድጋፍ ሓገዝ ምርካብ ንምዝገባ ::

ምኽሪ ምርካብ ገምምጋም ንምግባር ናይ ዲፕሎም::

እዚ መሳርሒ ን ስዴተኛታት ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ናይ ዑቕባ ዝወስዱ\ዳ ምስ ናይ ኦፊ ናይ ኢንትግረይት (CIR) ኣብ ምውህሃድ ስምምዕ ዝፈረሙ\ማ ከምኡ`ውን ናይ ካፍ ኤረሳ ንዝወስዱ\ዳ ይምልከት ::

ንምንታይከ የዘገድስ?

ንቃንቃ ፈረንሳይ ንምፍላጥ ወይ መሰረት ናይ ቓንቃ ምሓዝ ፣ ምንባብ ፣ ቁጽሪ....

ናይ ቃንቃ ፈረንሳይ ደረጃ ምስክር ወረቐት ምሓዝ ከምኡ`ውን ካርት ሰጁር ንምሕዳስ ::

ምድላው ናብ ዩንቨርስቲ ንምእታው.

ብቀሊል መንገዲ ስራሕ ንምርካብ.

ሓበሬታ ምርካብን ናትካ\ኪ ሞያን ዲፕሎምንን ናይ ብቅዓት ተፈላጥነት ኽብሪ ንምርካብ ናይ ሓገዝ ድጋፍ ምርካብ ::

ከመይ ንገብሮ?

ኣብዚ ታሕቲ ዘሎ ሊንክ መላግቦ ብምጥዋቅ ንፎርሙል ናይ ቅጥዒ ክትምልኡ ትኽእሉ\ላ Cliquez ici ! « ርኸቡና nous contacter »

መዘኻኸሪ ድሕሪ ቆጸራ ምሓዝ ኣብ ዝቅጸል ሰሙን 7 መዓታት ኣብ ቤት ጽሕፈት ናይ ትሉስ ዝረከብ መደብ ንምስራዕ ቆጸራ ክንገብረለኩም\ክን ኢና ::

ኣብ ላዕሊ ገጽ

14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

andressa bittencourtandressa bittencourtምምሕዳር
houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
utilisateur_61623907utilisateur_61623907ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
delphgatdelphgatተርጓሚ/ሚት
jafhajafhaተርጓሚ/ሚት
aman expertaman expertተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
anastasiaanastasiaተርጓሚ/ሚት
denissdenissተርጓሚ/ሚት
cosmopolitainecosmopolitaineኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
nalothmannalothmanተርጓሚ/ሚት