ኣገደቲ ሓበሬታ
ምስ ምስ Maison de quartier des Touleuses
ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ
ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳA1, A2, B1, B2, C1
ዋጋ
ብነጻ
ኣበይ ?
ንምዝንጋዕ ኣብ ሰርጂ
እንታዩ’ዩ ?
ላ ሜዞን ድ ካርትየ ዴ ትሉስ, ቤት ናይ ከባቢ ከተማ ትሉስ ፣ ሓደ ቦታ መራኻቢ ንጥፈታት ስፖርት ናይ ባህሊን ዝክያደሉ ኮይኑ፣ ምስ ኵሉ ህዝቢ ስድራቤት የዕርኽትን ዝራኻብሉ ኣጋጣሚ ይፍጥር፤፣
ንምንታይከ የዘገድስ?
ላ ሜዞን ድ ካርትየ ዴ ትሉስ, ቤት ናይ ከባቢ ከተማ ትሉስ፣ ዝተፈላለዩ ዓይነት መዛናግዒ ተጠቅምቲ ንሙኻን ንኩሉ ክሊ ዕድመ ብዘይ ኣፈላላይ መዛንግዕታት የቅርብ፤፣
ኣብ ዝተፈላለዩ ዓይነት ምርኢት ትያትር ንምስታፍ ፣ ድ ላ ሜዞን ድ ካርትየ, ኣብ ቤት ናይ ከባቢ ፤፣
ላ ሜዞን ድ ካርትየ, ኣብ ቤት ናይ ከባቢ ዝተፈላለዩ ዓይነት ስፖርት ኣብ ወርሒ ሓንቲ ግዜ ይቅርቡ፣ ኣብ ኖርዲክ ናይ እግሪ ግዕዞ ንምስታፍ ሰዓቡና፤፣
ከመይ ንገብሮ?
ኣድራሻ ሜዞን ድ ካርትየ ከተማ ትሉስ
MAISON DE QUARTIER DES TOULEUSES
20 PLACE DES TOULEUSES
95000 CERGY
01.34.33.47.20
እዚ ፋልይ ጠቓሚ ኮይኑ ዶ ረኺብኩሞ ?
ን ዝተርጎሙን: ርእይቶኦም ዘበርከቱን ኩሎም ነመስግን
15 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ