Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ክልቹር ክ ኮር ባህሊ ናይ ልቢ 95

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት

ዋጋ

ብነጻ

ኣበይ ?

ኣክሰደ ኣ ላ ክልቹር ዳን ማ ቪል, ኣብ ከተማ ናተይ ናብ ናይ ባህሊ ምብጻሕ

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un an

እንታዩ’ዩ ?

ማሕበር ግብረ ሰናይ ኣሲሶሽን ኩልቹር ድ ኮር 95 ንተቐማጦ ድ ቫል ድ ዋስ ንጥፈታት ናይ ባህሊ ን ስፖርትን ተቅርብ::

- ምርኢት

-ቺናማ

-ጸወታታት ኩዕሶን ቮሊቮልን

-ምብጻዕ ናይ ቱሪዝም ቦታታት

- ምሕንባስ

ምፍላጡ ኣገዳሲ! ኣብዚ ንጥፈታት ንምስታፍ ፣ ጠለብኩም ኣብዚ ዝስዕብ ናይ ኢንተሬት ሊንክ ብምጥዋቕ ተመዝገቡኣብዚ

ንምንታይከ የዘገድስ?

ምድህሳስ ምዕዛብ ብብዝሒ ዝተፈላለዩ ዓይነት ባህሊ፣ ስፖርት፣ ሲነማ ፣ ምርኢት፣ ሙዚቃን ካልእን ነገራትን

ሓደሽቲ ቃላት ምምሃር ምስ ካልኦት ሰባት ብቃንቃ ፈረንሳይ ምዕላል ::

ካብ መንበሪ ገዛ ናብ ደገ ወጺኻ ምዝንጋዕን ምክፋላን ::

ስምዒት ናይ ደስታ ምርካብ፣ ነጻ ሙኻን ፣ ምስ ካልእ ምርኻብ ::

ምክፋት ፣ ምስልጣን፣ ምምሃር ::

ከመይ ንገብሮ?

ምዝገባና ኣብዚ እነሀኩም ici. ጠውቕዎ

ኣብ ላዕሊ ገጽ

16 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

marianne georgesmarianne georgesምምሕዳር
claudia mclaudia mምምሕዳር
houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
utilisateur_61623907utilisateur_61623907ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
victoriavictoriaተርጓሚ/ሚት
nounouተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
aman expertaman expertተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
mariamariaተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
chachachachaኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
nalothmannalothmanተርጓሚ/ሚት