ኣገደቲ ሓበሬታ
ምስ ላ ካርት ሶርቲር " la Carte Sortir"
ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ
ዋጋ
ኣበይ ?
ኣብ ከተማ ሬን Rennes ምዝዋር
እንታዩ’ዩ ?
ኣብ ከተማ ሬን ሜትሮ ፖል bመሻርክትን ዝቀረቡ ንጥፈታት ዝያዳ temekron ፣
ካብ ዕለት 1 ሓምለ 2019 ምውጻእ ዝጀመረ! ኣግልግሎት ኮሪጎ ካርት ተመዲቡ ኣሎ
ንምንታይከ የዘገድስ?
ናብ ፒስን መሕንበሲ ፣ ናብ ሲነማ ፣ ናብ ቤት መዝክር ፣ ናብ ናይ በረድ ቦታ ንምኻድ፤፣
ንኣብነት ስፖርት ንምዝውታር ፣ ስእሊ፣ ቅብኣ ፣ ሙዚቃ፣ ንምግባር፤፣
ኣብ ሓደ ናይ መዛንግዒ ጃርዲን ዝተዳለው መደብ ፣ ዑደት ምግባር ኣብ ሓደ ቦታ ፣ ወይ ሓደ ምርኢት ምፍጣር ፤፣
ሓደ ድፍጋ ናይ ምወላ ምርካብ መታን ናትና ፕሮጀክት ብሓባር ናይ ግሩፕ ንጥፈታት ንምድላው
ከመይ ንገብሮ?
ኣብ`ዚ ንጥፈታት ንምስታፍ ንመጀምርያ ግዜ ወይ ንምሕዳስ ዘድልዩና ዶክምንቲ ኣብዚ ታሕቲ ዘሎ ዝርዝዝር ንምልከት፣
•ሰርቪስ ካርቲ ኮሪጎ ( ግን ካርት ካሪጎ ኦንሲያን ጀነራሲዮን ናይ ቀደም ወለዶ ኣለኩም እንተ ኮይኑ
ታሴራ
ናይ ካፍን መንበሪ ገዛን ምስክር ወረቐት
•ናይ መጨረሽታ ኣንፖ ግብሪ ኣታዊትታና ፣ ወይ ተወሳኺ ግብሪ ዴክላረ ከም ዝገበርና ፣
ካብ ፖል ኣምፕልዋ ክፍሊት ናይ ዝሓለፈ ሰልስተ ወርሒ ወይ ከም ዝተነጽግና ምስክር ወረቐት
- CDDሰዲዲ ኣንተሪም ንግዝያዊ\ት ወይ ብ CDI ሰደ ኢ ሓበሬታ እን ዝሓለፈ ሰልስተ ወርሒ
- CDI ሰዲ ኢ ኣስራሒ ካብ ስራሕ ዝጀመርካ ሰዓት ዘሎ ግዜ ፣ ካብ 1 ጥሪ ናይ ዝሓለፈ 12 ኣዋርሕ ክፍሊት ናይ ሕዳርን ታሕሳስን ክፍሊት ፍሽ ድ ፐየ ከነቅርብ ኣለና ፣ኵነታት ናይ ኣስራሕቲ ይፍላለ ኢዩ።
ብርግጽ ምስ ኵነታት ዝዛመድ እንተ ዘይመልእኩም ናብ ማሕበር l'APRAS ብምልኣኽ ገምጋም ክሓትቱ ትኽእሉ።
ወይ እውን ከም ዝሓተትኩም መርጋግጺ ምስክር ወረቐት ምቕራብ የድሊ
እዚ ፋልይ ጠቓሚ ኮይኑ ዶ ረኺብኩሞ ?
ን ዝተርጎሙን: ርእይቶኦም ዘበርከቱን ኩሎም ነመስግን
14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ