Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ምስl'Institut Pasteur de Lille

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳምንባብን ምጽሓፍን ዝኽእል, A1

ዋጋ

ብነጻ

ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ

ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜዳርጋ 1 jour

ኣበይ ?

ምግባር ናይ ሕክምናዊ ቼክ

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 8 mois

እንታዩ’ዩ ?

ን ኣብ ሊል ዝርከቡ ስደተኛታት ፣ብቁዕ ዝኾነ ኣገልግሎት ንምርካብ ፣ ዝዓለም ናይ ሕክምናዊ ቼክ ወይ ምርመራ ምግባር፣ ምስ droit commun ብምትሕብባር ዝውሰድ ሕክምናዊ ኣጋልግሎት እዩ።.

ምፍላጡ ዘገድስ!
ምእንቲ ናይ CSS ናይ ጥዕና ክኸስብሉ (ናይ ጥዕና ሓገዝ ክትረኽብሉ).

ንምንታይከ የዘገድስ?

እዚ ናይ ሓፈሻዊ ቼክ ኣፕ ወይ ምርመራ እዚ ፣ ብ ዝተፈላለዩ ትካላ ናይ ሕክምና ማለት፣ (ናይ ግሊ ሓኻይም ኮነ ስፔሳሊስት CHRU ወዘተ .). ክወሃብ ይከኣል። ከም ኡ እውን ናይ ዝተወሰነ ናይ ሕክምና ክትትል ዘእቱ ማዕጾ ክኸውን ይኽእል እዩ።
ወይ እውን (ክታበታት ፣ ፍወሳ ተላገብቲ ሕማማት ወዘተ , .) ዝግባእ ኣገልግሎታት ናይ ምርካብ ዕድል ዝከፍት ክኸው ይኽእል እዩ።

እዚ ናይ Pasteur ን Lille ናይ ሕክምና ቼክ ምግባር ብነጻ እዩ

እቲ ናይ ጥዕና መርመራ ርእሰ-ምሕደራ ብምድንፋዕ ፍሉይ ክንክን፣ ምክልኻል (ክታበት፣ ተላባዕቲ ሕማማት ወዘተ)ን ብሕታዊ ክንክንን ንምርካብ ቀዳማይ ኣፍደገ ክኸውን ይኽእል።

ከመይ ንገብሮ?

- ኣብ ኢተርኔት ሳይት ናይ CPAM ብቐጥታ ኣብ l'IP ምክያድ

- ወይ እውን ቆጸራ ኣብ RDV እዋን ቀትሪ ብ : 03 20 87 78 00 ደውሉ

ኣብ ላዕሊ ገጽ

14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

marianne georgesmarianne georgesምምሕዳር
houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
bissobissoተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
utilisateur_61623907utilisateur_61623907ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
delphgatdelphgatተርጓሚ/ሚት
nalothmannalothmanተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
kaminska.yuliia@chnu.edu.uakaminska.yuliia@chnu.edu.uaተርጓሚ/ሚት
lasauvegardedunordlasauvegardedunordኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት