Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ le Service universitaire d'Orientation et d'Insertion Professionnelle

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳA2, B1

ን ዩኒቨርስቲ ክመሃር ንዝደሊ ግቡእ ሓገዝ ንምርካብ ( ኣብ ስራሕን ትምህርቲን )

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 ans

እንታዩ’ዩ ?

ን መንእሰያት ተመሃሮ ላዕለዋይ ደረጃ ትምህርቲን ን ሰራሕታኛታታን ወዘተ
l'Université de Lorraine ጨንፈር
(SOIP), ኣብ campus de Metz፣ ዕድል ንምሃብ ትምህርቲ ኣዳልዩ ኣሎ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ብሓንቲ በዓልቲ ሞያ ኣማኻሪ\ት ናይ ሞያዊ\ት ሓበሬታ ትህብ እዚ ናይ ምስናይ መደብ ተራእዩ ብቅዓት ረኺቡ፤፣

እዞም ዝስዕቡ ሓበሬታ ማለት

* ናይቲ ዩኒቨርስቲ ናይ ምዝገባ መደብ

* ምስ ሓለፍቲ እቲ ትካል ምልላይ

* ምሞያ

* ናይ ምስኳዕ ስራሕን ስልጠናን ናይ ምርካብ ዝርዝራት

  • ብኸመይ ን ትምህርቲ ሓገዝቲ ዝኾኑ ሞያውያን ናይ መምርሒ ዶክመንታት ፣ ን ሞያን ትምህርቲን ዘገልግሉ ምርካብ
  • ኣብ መጽናዕታዊ ጽሑፍ ንምድላው ዝጠቕም ምንጪ ፣ ካብ ወብሳይት ብኸመይ ከም ዝርከብ ሓኣበሬታ ምርካብ
  • ምኽሪን ሓብሬታን ብዛዕባ ኣብ ኦንላይን ዝወሃቡ ናይ ስራሕ ሓብሬታታት ምርካብ ወዘተ

ከመይ ንገብሮ?

ቆጸራ በዚ ዝስዕብ ኣድራሻ Ile du Saulcy BP 80794 57012 Metz cedex 1

ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ካብ 12h30 ክሳብ 17h

ብተሌፎን ቆጸራ ንምሓዝ በዚ ቁጽሪ ክንድወል ንኽእል 03 72 74 03 62

ኣብ ላዕሊ ገጽ

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
nour alhindinour alhindiተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
utilisateur_61623907utilisateur_61623907ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
nalothmannalothmanተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
aman expertaman expertተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
alena951alena951ተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
lavandierlavandierኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ