ኣብ ናይ ሞያዊ ያን ምትእታው ሓገዝ ድጋፍ ምርካብ
ምስ ፕሮጀክት መደብ ናይ ሜርኩር
እንታይ ኢዩ?
መደብ ናይ ሜርኩር ብ ኩፕታሊ ይምወል ፣ ስዴተኛታትስራሕ ምድላይ ኣብ ምውህሃድ ን ነዊሕ ግዜ ይሕግዝ ፣ ዕላማ ናይ`ዚ መደብስደተኛ ኣብ ሓደ መስመር ኮፍ ንከይብሉ ይሕግዝ
ኣማኻርትና ኢላታት ሰብ ሞያ ፣ ስዴተኛታት ካብ 4 ወርሒ ክሳብ 12 ወርሒ ንድሕረባይታኹ ንምምዕባል ሓደ ድጋፍ ሓገዝ የቅርብ
ኣብ መወዳእታ ንኵሉ ዕንቅፋት ናይ ስራሕ ክኸውን ዝኽእል ምልጋስ፣ ኣብ ሞንጎ ምስ ናይ ስራሕ ጎኒ ጎኒ ምስ ናይ ሞያዊ ዝኸይድቋንቋ ፈረንሳይ ብውሑድ ክሳብ ደረጃ B2 ምብጻሕ ፣ መታን ንኮድ ኣስራርሓ ምስጢር ናይ ስራሕ ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ምምሃር፤፣
ኮርስ ትምህርቲ ናይ ኢንፎርማቲክ ውን ተቀሪቦም ኣለው፣ ብ Cooptalis ምስ ካልኦት ሰራሕተኛታት ናይ ትካል ርክብ ንምሕይያሽ ሓገዝ ንምርካብ ድሌየት እንተ ኣለኩም\ክን ሓደ መደብ ናይ ምወላ ተሰሪዑ ኣሎ ፣፤
ንመን ኢዩ ፧
ናይ ረፍጂ ወይ ናይ ሱብዲሲዴር ናይ ዑቕባ ዘለዎ
ካብ 4 ወርሒ ክሳብ 12 ወርሒ
ዞባ\ ዴባርትሞ
59 - Nord
ናይ ረፍጂ ወይ ናይ ሱብዲሲዴር ናይ ዑቕባ ዘለዎ
ካብ 4 ወርሒ ክሳብ 12 ወርሒ
ዞባ\ ዴባርትሞ
59 - Nord
ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧
ድጋፍ ኣብ ስራሕ ንምርካብ
* ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ተሓጋገዝቲ ሰብ ሞያ ንዓኹም ኣብ ናይ ሞያዊ ኣብ ትደሊዎ ንምንጣፍ ኣብ ምውህሃድ ሓገዝ የብርክቱ ፤፣
*ሓጺር ስታጅ ኢመርሶን ፈተና ናይ ተግባር ንምርካብ ፣ ኣብ ከባቢ ዞባ Hauts-de-France. ፍራንስ ሰሜን ክፋል ናይ ሃገረ ፈረንሳይ ፤፣
* ምስ ድሕረ ባይታ ኹምን ምስ ጠለባት ትካላት ዝሰማማዕ ፣ ኣብ ዝኾነ ኣጋጣሚታት ኣስራሕቲ ንሰራሕተኛታት ኣብ ዝደለይሉ ግዜ ምሕባር ፤፣
*ሓገዝ ድጋፍ ምግባር ካብ ዶብ ሃገረ ፈረንሳይ ወጺኹም ክትሰርሑ ምስ እተደልዩናብ ሃገረ በልጂም ንኽትሰርሑ ዘኽእል ስምምዕ ነፈርመኩም
*መደብ ፓሪናጅ * ናይ ቀረባ ፈታዊ ምስ ሓደ ሰራሕተኛ ናይ ትካልና ርክብ ንምምሕያሽ ናይ ድጋፍ ወይ ሓገዝ ምወላ ምርካብ፤
ቃንቃ ፈረንሳይ ን ናይ ሞያዊ\ን ዲጅታልን
- ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ኵሉ ኮድ ናይ ስራሕ ንምፍላጥ ፣ ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳይ ክሳብ ደረጃ B2 ብቅዓት ዘለዎ ንምብጻሕ፤፣
- ከም`ኡውን ኮርስ ትምህርቲ ናይ ኢንፎርማቲክ ቀሪቦም ኣለው፤፣
ኣብ ናይ ምስላጥ ናይ ቤት ጽሕፈታ ፣ማሕበረን፣ ንጽረየት ምልከት ንተሓጋገዝ
- ሓፈሻዊ ድጋፍ ኣብ ናይ ምስላጥ ናይ ምምሕዳራት ቤት ጽሕፈታት ፣ማሕበረን፣ ንጽረየትምልከት ብናትና መሻርክቲ ማሕበር AIR ኤር ይቀርብ፤፣
ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ
ኣብ ፕሮጀክት መደብ ናይ ሜርኩር ምምዝጋብ
- ቆዋሚ ቆጸራ ምስ ማሕበር (LAIR) ንረፍጂ ኣብ ምምህሃድ ንድለየትኩም ንምግላጽ ምስ ማሕበር ሜርኩር ክትጽነብ ትኽእ ኣድራሻ 139, rue Solférino à Lille
- ኣብ`ዚ መደብ ምስ ተመዝገብኩም\ክን ኣብ ዝቅጽል መዓልታት ምስ ሓደ ኣባል ናይ LAIR ቃል መሕትት ናይ ምምራጽ ኣብ`ዚ መደብ ከተካይዱ ኢኹም
- ነዚ ፈተና ናይ ገመምጋም መምዘኒ እንተ ዘይምልስካ ኣብ ሓጺር ግዜ መልሲ ክንገረኩም ኢዩ፤፣
- ኣብ ቋንቋ ፈረንሳይ ናይ A2, ደረጃ ብቅ ዓት እንተ ዘይብልካ ናብ ናትና ማሕበር መሻርክቲ ክንሕበረኩምኢና ፤፣
- ደረጃ ናይ A2, ምስ በጻሕኩን ናብ ፕሮጀክት መደብ ናይ ሜርኩር ክትጽንበሩ FlE ንምምሃር ትኽእሉ
ኮንታክት ርክብ ንምግባር
ዝኾነ ዓይነት ሕቶ ምስ ዝህለወኩም\ክን በዚ ዝስዕብ ኣድረስ ኢመይል ክትውከሱ\ሳ\ና ትኽእሉ\ላ፤፣
projetmercure@cooptalis.com