Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ (La formation socio-linguistique Bop 104 ) ዝተባህለ ናይ ቋንቋ ስልጠና ምምሃር፣

Forma.Clé
ኣዳላዊForma.Clé

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳምንባብን ምጽሓፍን ዝኽእል, A1

ዋጋ

ብነጻ

ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ

ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜኣብ መንጎ {{min ዝተሓተ}} ን {{max ዝለዓለን}} ዘሎ {{unit መዐቐኒ}}
ዝርከበሉ መዓልቲሰኑይ, ሰሉስ, ሓሙስ, ዓርብ

ቋንቋ ፈረንሳ ምንባብን ምዝራብን ምክኣል፣

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 8 mois

እንታዩ’ዩ ?

እዚ ኣብ ማሕበራውን ሞያውን ውህደት ንምስላ ዝሕግዝ ስልጠና፣ ብውልቃዊ ደገፍ እንረኽበሉ መድደብ እዩ ።

ንሱ ድማ :

ንስራሕ ፈረንሳ ንምምሃር

ንሕብረተሰብ ፈረንሳ ንምርዳእ እዩ።

ስራሕ ንምርካብ ሓገዝ ንምርካብ።

ኣብዚ ስልጠና ንምስታፍ ትሕቲ 5 ዓመት ፈረምቲ CIR ክትኮኑ ኣለኩም

Une formation pour faciliter l'insertion sociale et professionnelle, avec un accompagnement personnalisé.

Elle propose :

  • ንስራሕ ፈረንሳ
  • ንሕብረተሰብ ፈረንሳ ንምርዳእ እዩ።ንምምሃር
  • ኣብዚ ስልጠና ንምስታፍ ትሕቲ 5 ዓመት ፈረምቲ CIR ክትኮኑ ኣለኩም
ምፍላጡ ዘገድስ!
ኣብዚ ስልጠና ንምስታፍ ትሕቲ 5 ዓመት ፈረምቲ CIR ክትኮይኑ ይግባእ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ምዝራብ
  • ምስማዕ
  • ምርዳእ
  • ምንባብ
  • ደልፍ ኣ ክልተ ዶ DELF A2
  • ብቕዓት ቋንቋ ፈረንሳ ንስራሕ ዝሕብር ዲፕሎም DCL Pro) ነዳሉ፣
  • ብቕዓት ምውህሃድ ኣብ ቋንቋ ፈረንሳ ዝሕብር ዲፕሎም ደሰ ኤል ኤፍ ኤል(DCL FLE) ነዳሉ፣

· ዑደትናብ ኣመሓደርቲ ብምድላው

· ኣብ ቤተ-ንባብ ብምውሳድ

· ኣብ ባህላዊ መደባት ብምስታፍ

· ንኸታማኹም ወይ ንኸባቢኹም ዝያዳ ከም ትፈልጥጡ ብምግባር ወዘተ

· ብዛዕባ ኩነታት ስራሕ ኣብ ፈረንሳ ምግላጽ፣

· ንስራሕ ዝጠቕሙ ናይ ፈረንሳ ቓላት ብምጽናዕ፣

· ሰነድ ወይ ሲቪ (CV) ተባሂሉ ኣብ ምድላው ንተሓባበረኩም።

ከመይ ንገብሮ?

ኣድራሻ ማለት ኢመይል መእኽቲ እልእኽ፤ contact@formacle.com

ናብዚ ዝስዕብ ቁጽሪ ስልኪ እድውል፤ 02.41.56.19.70

ሰዓታት ስራሕ ፣ ሰኑይ : ሰሉስ : ሓሙስ :

ናይ ንግሆ ካብ ሰዓት 8-12 ናይ ምሸትካብ ሰዓት 14- 17

ዓርቢ: ካብ ሰዓት 8h -12 ናይ ምሸት ሰዓት14-16:30

ረቡዕ : ዕጹው እዩ ::

ኣብ ላዕሊ ገጽ

18 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

marianne georgesmarianne georgesምምሕዳር
houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
nalothmannalothmanተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
utilisateur_93887086utilisateur_93887086ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
utilisateur_61623907utilisateur_61623907ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
zouleikhazouleikhaተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
hassanihassaniተርጓሚ/ሚት
utilisateur_2134382utilisateur_2134382ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
abrhamabrhamተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
olgamyolgamyተርጓሚ/ሚት
forma.cléforma.cléተርጓሚ/ሚት
rezgar-bapirirezgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት