ኣብ ዩንቨርሲቲ ቋንቋ ፈረንሳይ ምምሃር
ምስ ዴ ኡ ፓስሬል ፓሪስ 8 DU passereelle Paris 8

ኣብ ዩንቨርሲቲ ቋንቋ ፈረንሳይ ምምሃር

ምስ 
ዴ ኡ ፓስሬል ፓሪስ 8 DU passereelle Paris 8

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ19 janv. 2022

እንታይ ኢዩ?

መደብ ትምህርቲ « ፓስሪየል» ናይ (FLE) ቋንቋ ፈረንሳ ንስዴተኛታት ፣ ብስርዓት ትምህርቲ ኣብ ዩንቨርሲቲ ንምቅጻል ምድላው ይገብር

እዚ መደብ ስልጠና ትምህርቲ ዲፕሎም ናይ ዩንቨርሲቲ ፓስሪየል፣ ኣብ ዝተፈላለዩ ቤት ትምህርቲ ዩንቨርሲቲ ክንረክቦም ንኽእል።

ምፍላጡ ኣገድስቲ ዝኾነ ነገራት፣ እዚ ፋይል ዝቅረብ ንዩንቨርሲቲ ፓሪስ 8 ጥራሕ ክውክል ይኽእል።

ንመን ኢዩ ፧

ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

75 - Paris

ኣገዳሲ

ናይ ተማሃራይ ካርት ወረቐት ምሓዝ

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

10 ወርሒ

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

75 - Paris

ኣገዳሲ

ናይ ተማሃራይ ካርት ወረቐት ምሓዝ

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

10 ወርሒ

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ኣብ ዩንቨርሲቲ ትምህርቲ ንምውሳድ ምቅላል

ዕላማ ናይ እዚ መደብ ንስደተኛታት ተማሃሮ ኣብ መበቆል ሃገሮም ዝተማህርዎ ትምህርቲ ንምቅጻል ፣ ኣብ ዩንቨርስቲ ፓሪስ 8 ክስልጥኑ ኮርስ ትምህርቲ ክውስዱ ክቅጽሉ ይኽእሉ

ኣብ ማሕበራዊ ስነ-ፍልጠት፣ ማሕበራዊ ጥበባት ፣ ናይ ኮምፒተር ሳይነስ ፣ ቁጽሪ ፣ ስነ-ፍልጠታዊ ፣ሓበሬታ ምርካብ ብዛዕባ ድሕረ ባይታ ናይ ሕክምናን ፣( ፋርማሲን ካልእን… ) ክእለት ብቅዓትን ዘለዎም ንምውህሃድ

መምዘኒ ንምምራጽ

  • ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ናይ ዑቕባ ረፍጂ ወረቐት ወይ ናይ ሱብሲዴር ክህልወና ወይ ዑቕባ ዝሓተትና ክንክውን ኣለና፤፣
  • ኣብ መበቆል ሃገር ዲፕሎም ናይ ትምህርቲ ወይ ናይ ካልኣይ ደረጃ ትምህርቲ ወዲእና ናብ ኮለጅ ዝሓለፍና ዝተመጣጠና ደረጃ ትምህርቲ ክህልወና ኣለዎ፣፤
  • ብቁዕ ምኽንያት ንምቅጻል ትምህርቲ ወይ ንምጅማር ትምህርቲ ኣብ ዩንቨርስቲ ፤፣

ግዜን ስሩዕ ምክትታል ናይ ኮርስ ትምህርቲ

  • ጠቅላላ ሓፈሻዊ ኮርስ ስልጠና ትምህርቲ 480 h ሰዓታት
  • ሰምናዊ ኮርስ ትምህርቲ 15 h ሰዓታት
  • ግዜ ኮርስ ናይ ትምህርቲ 3 ሰዓት ካብ 14h ክሳብ 17h

ምቅጻል ኮርስ ትምህርቲ

  • ናይ ቃል ን + ናይ ኣፍ ኣደማምጻን 3h ናይ ቃል ምርዳእን ምግላጽን
  • ንጥፈታት ናይ ጽሕፈት 3h ምርዳእን ምግላጽን ብጽሕፈት
  • ምምዕባል ኣብ ናይ ግርማቲካል ሰዋስው + ተወሳኺ ሓፈሻዊ ናይ ቃንቃ ኮርስ ትምህርቲ 6h ሰዓት ( 2 ክልተ ክላስ)
  • ንጥፈታት ማሕበረዊ ታሪኽ- ባህልን 3 ሰዓታት

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ምጽራይ ፋይል ናይ ውድድር

ንዝቕጽል መደብ ክትሳተፉ ምስ እትደልዩ ኣብ ዝስዕብ ሊንክ ብምጥዋቕ ይከኣል site.

ናይ መደዳደሪ ቅጥዒ ንምምላእ :

ብቐጥታ ኣብ ካምፓስ ምኻስ

ኣድራሻና Bureau ME08- Maison de l’Etudiant

ተለፎን : 01 49 40 68 23

ኢመይል dufle-refugies.admission@univ-paris8.fr

ኣዛራቢ ምርካብ :
ቅኑዕ\ ቅቡል
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
6 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
14እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par

Vous êtes responsable de cette structure ? Contactez-nous !