Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ምስ L'espace virtuel

Orspere-Samdarra
ኣዳላዊOrspere-Samdarra

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት

ዋጋ

ብነጻ

ናይ ስነ-ኣእምሮኣዊ ሓገዝ፣ ዝገብሩ ሰብ ሞያ ብኢንተርነት ንምርካብ

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 10 mois

እንታዩ’ዩ ?

ስነ-ኣእምሮኣውን ማሕበራውን ሓገዝ ንምርካብ ኣብ ኢንተርነት ዝርከቡ ጠቐምቲ መስርሓት ።

ንኹሎም ስደተኛታትን ወይ ጥዕና ኣእምሮን ዝተኣሳሰሩ ጉዳያት ርድኢት ዝህቡ እዮም።

ኣብ ዙርያ ስደትን ጥዕና ኣእምሮን ዝምልከት ትምህርታዊ ቪድዮታት ኣብ Youtube ብቋንቋ ዓረብ፣ ፋርሲን ትግርኛን ይርከብ።

ንኣብነት:ብዛዕባ ጭንቀት: ወልፊ: ጸቕጢ: ስነ-ኣእምሮኣዊ ስንባደ ክኸውን ይኽእል ።

ዝምልከቶም ሰባት ብዘበግስዎም፣ ኣርእስታት ዝካየዱ ቀጥታዊ መደባት (ፌስቡክ፡ ኢንስታግራምን ዩቱብን) ተዳልዮም ንመተሓላለፊ ይቐርቡ።

እዚ ቦታ እዚ ብ Orspere-Samdarra - ሃገራዊ ክትትል፣ ኣብ ዛዕባ ጥዕና ኣእምሮን ንዝተቓልዑ ሰባት ዝምልከት ኮይኑ፡ ኣብ ማዕከል Centre Hospitalier Le Vinatier à Lyon. ሆስፒታሊየር ለ ቪናቲየር ኣብ ሊዮን ዝርከብ እዩ። እቲ ሓያሎ ክኢላታት (ማሕበረሰብ፡ ስነ-ኣእምሮኣዊ ሓኪም፡ ስነ-ኣእምሮኣዊ ክኢላ፡ ናይ ህጻናት ስነ-ኣእምሮ ሓኪም፡ ፖለቲካዊ ሳይንቲስት ወዘተ) ዘለዎ ብዙሕ ዓውድታት ዝሓቖፈ ጉጅለ፡ ኣብ መንጎ ጥዕና ኣእምሮን ማሕበራዊ ጉዳያትን ምትእስሳር ኣብ ዝገብሩ ጉዳያት ይሰርሕ።


ንምንታይከ የዘገድስ?

እቲ ቨርቹዋል ስፔስ ን፤

  • ምእንቲ ሓባራዊ እህንምሂን ክኽዕብት ፣ ሓሳባት ምልውዋጥ
  • ጽቡቕ ሁወት ንምድፋዕ ዝሕግዙ መደባት ብ ቀጻሊ ጠቐምቲ ምኽርታት ብቋንቋኹም ርኸቡ
  • ከም እኒ ምዝባዕ እንታይነት፣ ፍርሒ ጭንቀት ፡ ጸቕጢን ፡ ብዝኣመሰሉ ኣብ መኦኣልታዊ ህይወት ዕንቅፋት ዝኾንኹም ነገራት ዛዕባታት ከይተሰከፍኩም ፡ ብ ናጽነት ንኽትዛረቡ ምእንቲ ክትክእሉ ።

ከመይ ንገብሮ?

ኣብቲ The Orspere-Samdarra Youtube channel : ዝበሃል ቻነል ብቋንቋታት ትግርኛ ዓረብ፣ ፋርሲን ዝተዳለዉ ቪድዮትታ ንምርካብ ይከኣል እዩ።

ፌስቡክን ኢንስታግራምን : ኣብቲ ብ ቐጥታ ዝመሓላለፍ መደብ ምስ ኣዳለውቲ መደባት ብምርኻብ።

ኣብ ላዕሊ ገጽ

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

claudia mclaudia mምምሕዳር
houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
nessrine maizanessrine maizaተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
fabricefabriceተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
erika_danerika_danተርጓሚ/ሚት
orspere samdarraorspere samdarraኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ