Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ
ፍሉያት ተሳተፍቲደቐንስትዮ

ዋጋ

ብነጻ

ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ

ዝርከበሉ መዓልቲኩሉ መዓልቲ

ምርካብ ዘዳምጽ ኣካል ንግዳይ ናይ ቤተሰብኩ ወይ መጻምዲ ንዝኾኑ ሰባት

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un mois

እንታዩ’ዩ ?

እዚ ብነጻ ዝድወሎ ቁጽሪ ንካብ ሓዳረን መጻምደን ወይ ካብ ስድራአን፣ ኣካላዊ ማህረምቲ ኮነ ግዱድ ጾታዊ ርክብ በደል፣ ( ማህረምቲ፣ መቑሰልቲ) ፣ ዓመጽ፣ናይ ቃላት ጸርፊ፣ ወይ ስነ ኣእምሮ ኣዊ መጉዳእቲ፤( ብሓይሊ ኣብ ዓራት ምድፋር፣ ጸርፊ)፣ ኣብ ገዛ ይኹን ኣብ ናይ ስራሕ ቦታ፣ ንዝበጽሔን፣ ናይ ነጻ ቁጽሪ ቴሌፎን፣ ንምሕባር ተባሂሉ ዝተዳለወ ኣገልግሎት እዩ ።

ሽግር እንተገጢምኩም ደውሉልና

*ክንሰምዓኩም ኢና

* እንታይ ከም ዝግበር ንሕብረኩም

* ዝምስ ሓገዝቲ ማሕበራት ንምርካብን ንመርሓኩም ድማ ንኽእል።

እዚ ቁጽሪ እዚ ስመ ሕቡእ ኮይኑ ( ስምኩም እውን ክትህቡ ኣየድሊን ) ክስትውዓል ዘለዎ እምበኣር እዚ ቁጽሪ እዚ ከም 17 ዝኣመሰለ ናይ ህጹጽ እዋን ቁጽሪ ኣይኮነን።

ንምንታይከ የዘገድስ?

እቲ ዝሰምዓኩም ኣካል ፣ ጉዳይኩም ሰሚዑ፡ እንታይ ክትገብሩ ከም ዝግባእ ይመኽረኩምን፣ ናብ ኣብ ጥቓኹም ዝርከቡ ማሕበራት የተሓሕዘኩምን ።

በዚ ቁጽሪ እዚ ፣ ኣብ እትድውልሉ እዋን ገንዘብ ክትከፍሉ ኮነ ሽምኩም ምንጋርን ኣየድለየኩምን እዩ።

3919 ብዘይካ ፈረንሳ ብ12 ዝተፈላለዩ ቋንቋታት ምድማጽ ኣገልግሎት ትህብ፡ እንግሊዝኛ፡ ዓረብኛ፡ ክሪዮል፡ ዳሪ፡ ስጳኛ፡ እብራይስጢ፡ ካቢል፡ ማንደሪን፡ ፋርሳዊ፡ ፖላንድኛ፡ ፖርቱጋልን ቱርኪን።

ከመይ ንገብሮ?

እዚ ቁጽሪ ቴሌፎን እዚ ንኣገልግሎት 24h/24 et 7j/7.

ምናልባት ዘየላቡ ሽግር ምስዝገጥመኩም፣ ቁጽሪ ቴሌፎን 17 ብምጥቃም ናብ ፖሊስ ወይ ናብ ዦንዳርመሪ ፣ ማለት ፍሉይ ሓይሊ ደውሉ


ብሕማቕ ዝተሓዙ ቆልዑ እንተኣጋጢመምኹም፣ ወይ እውን ህጻን ትፈልጡ እንተኾይንኩም በዚ 119 ቁጽሪ ቴሌፎን ደዊልኩም ሓብሩ

ኣብ ላዕሊ ገጽ

16 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

xavidumxavidumምምሕዳር
andressa bittencourtandressa bittencourtምምሕዳር
houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
simon karleskindsimon karleskindተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
silvana zomaiasilvana zomaiaተርጓሚ/ሚት
aman expertaman expertተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
abrhamabrhamተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
anastasiaanastasiaተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
marjomarjoኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
nalothmannalothmanተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት