Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት

ዋጋ

ብነጻ

ምስ ኤዱ-ኣርት ብቪድዮ ምምሃር

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 9 mois

እንታዩ’ዩ ?

ብሳላ ቪድዮ ናይ (d'Arte አ ኣር ተ ኢ ) ብ ዝመረጽኩሞ ዮ ክንምሃር ንኽእል

ኤዱክ ኣርት ሓንቲ ውጺእት ናይ ትምህርቲ ቻነል ኣርት ኮይና (ካብ መጀመርያ ናይ ሊሰ ቤት ትምህርቲ ካልኣይ ደረጃ ) ሃብታምን ጠቃምን ዝኾነ ብዝርዝር ናይ ቪድዮታት ኣስታት 1300 ዝኽውን ኣዳልያ ንምድላዮም ብቅልል ዝበለ መንገዲ ኣብዚ ናይ ፓላት ፎርም ተቀሪቦም ኣለው ፤፣

ንምንታይከ የዘገድስ?

ትሕዝቶ ናይ’ዚ ፕላት ፎርም ብዝርዝር ዝተፍላለዩ መሳርሒ ሒዞም ተዳልዮም ኣለው ፣ ኣብ ስእሊ ጽሕፈት ተሰኒዮም ተወሃሂዶም ቀሪቦም ኣለው ፣ ሳላ እዚ ውሕሉል መሳርሒ ንዝደላናዮ ዓይነት ትሕዝቶ ናይ ትምህርቲ ብዘይ ስክፍታ ኣብ ዝደለናዮ ግዜ ኣብዚ ፕላት ፎርም ከም ድላይና ክንምሃር ንኽእል፤፣

ብመስመር ናይ ኦን ላይን፣ ስልጠና ናይ ትምህርቲ ብመምሃራን ዝተዳለው ዝተፈላለዩ ዓይነት ስነ-ትምህርቲ ብሰነዳት ተመምዮም ቀሪቦም ኣለው፤፣

መስርሕታት ምስ ምክትታልን ብምሉእ ስርዓት ናይ ትምህርቲ ብውሕሉል ኣገባብ ኣብዚ ፕላት ፎርም ቀሪቦም ኣለው፣

ስነ-ጽሑፍ ብዛዕባ ቁጽሪን ብዛዕባ ናይ ታሪኽን ብዛዕባ ስነ-ጥበብ ናይ ጆግራፊን ፣ ብዝፍተላዩ ዓይነት ኣገባብ ስነ-ትምህርቲ ምዕቡልን ጠቀምትን ኣግደስትን ኣዚዮም ሃፍታማት ዝኾኑ ሓቤረታት ክንረክብ ንኽእል ፤፣

ከመይ ንገብሮ?

ንምምዝጋብ ኣብዚ ሊንክ ጠውቕ\ቒ ici .

ተምሃሪ\ት እንተ ኮንካ\ኪ ኣብዚ ዝስዕብ ትሕዝቶ ናይ ሊንክ

mode d'emploi .

ኣብ ላዕሊ ገጽ

16 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

xavidumxavidumምምሕዳር
margotgltmargotgltምምሕዳር
houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
utilisateur_72275219utilisateur_72275219ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
scriptioscriptioተርጓሚ/ሚት
aman expertaman expertተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
utilisateur_61623907utilisateur_61623907ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
maximseguin1996maximseguin1996ተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
isabelleisabelleተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
simon karleskindsimon karleskindተርጓሚ/ሚት
nalothmannalothmanተርጓሚ/ሚት