Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ሆፕ ፣

Humando
ኣዳላዊHumando

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳA1

ዋጋ

ብነጻ

ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ

ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜኣብ መንጎ {{min ዝተሓተ}} ን {{max ዝለዓለን}} ዘሎ {{unit መዐቐኒ}}

ኩነታት

መንበሪ ፍቓድ ካርድ ወይ ወረቐት ምህላው

ናብ ስራሕ ዓለም ምጽምባር፣

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un an

እንታዩ’ዩ ?

ሆፕ ፣ መንበሪን፣ ሓበሬታን ናይ ስራሕ ድሕረ ባይታን፥ ሃገረ ፈረንሳይ ከም ስደተኛ ተቐቢሎሞም መንበሪን ናይ ስራሕ ፍቓድ ዘለዎ ወረቐት ንዝሓዙ ስደተኛታት ቀዋሚ ዝኾነ ስራሕ ንምርካብ፣ ዝሕግዝ መደብ ኮይኑ፣

ሞያዊ መጻኢ መደብ፣ ነቶም ደለይቲ ስራሕ እቲ ናይ ስራሕ ድልየታቶም ብምርዳእን ኣብ ሃገረ ፈረንሳ ብፍላይ ድማ ኣብቲ ዝነብርዎ ከባቢ ዝርከብ ናይ ዕዳጋ፣ ከከም ዘድልዮምን ዝሰማም ዖምን ናይ ስራሕ ኣፍደገ ከምንረከበሎም ንገብር፣

ስልጠና፥ ምስ ኣፍፓ ዝበሃል ቤት ትምህርቲ ሞያ ብምትሕብባር፣ ልዕሊ ዕድመ ዝኾኑ መንበሪ ወረቐት ዘለዎም ስደተኛታት ተመሃሮ፣ በቲ ዝድለ ዘሎ ሞያ (ሰኩፐ CQP, ን ናይ ሞያ ማዕርግ ወይ ናይ ሞያ መጸውዒ ሽመት Tire Professionnel...) ዝበሃል ሞያ፣ ሰልጢኖም ምስክር ወረቐት ናይ ምርካብ ዕድል ምክፋት እዩ።

ብተወሳኺ ድማ እቶም ተመሃሮ ፍርቁ ኣብ ትምህርቲ ፍርቁ ድማ ኣብ ስራሕን እንዳፈራረቑ ናይቲ ሞያ ፍልጠቱን ልምድታቱን ዘኻዕብተሉን ካብኡ ሓሊፉ ድማ መሃያ ዝኸፈሉ መኽሰባት ዝረኽቡሉ ዕድላት ምኽፋት እዩ።

ድልዱል ዝኾነ ሓገዝ፣ እቶም ተመሃሮ ናይዚ ሆፕ ዝተባህለ መደብ፣ እዚ ስልጠና ተጀሚሩ ስጋብ ዝውድእ ምስቶም ምሳና ሓቢሮም ዝሰርሑ መሳርሕትና ብምትሕብባር ነቶም ተመሃሮ ናብቲ ዝሰልጠኑሉ ሞያ ስራሕ ክረኽቡ ከሳልይዎምን ግዝያዊ ዝኾነ ስራሕ ክረኽቡሎምን እዮም።

ከምኡውን ምሕደራዊ ወረቓቕቲን፣ ናይ መጎዓዝያን መኪናን ኣብ ምስላትን፣ ልዕሊ ኹሉ ድማ ንዘለኩም ሕቶታት ኣብ ምምላስን ክተሓባበሩኹምን እዮም።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ከም ኵነታቱ ኣብ`ቲ ዘለኻ\ኺ\ዮ ከባቢ ናይ ቦታ ፣ ኣብ ናይ መጻኢ መደብካ\ኪ ናይ ሞያዊ\ት ንምህናጽ ድለየታትካ\ኪ ንምምላስ ደገፍ ናይ ሓገዝ ንገብርለካ\ኪ፤፣

ናትካ\ኪ ኣስትርጎሚ\ት ተሓጋጋዚ\ት Humando ንወረቓቕቲ ንምስላጥ ኣብ ናይ ምምሕዳርት ናይ ቤት ጽሕፈታት ኣብ ዝኾነ እዋን ምሳኻ\ኺ ኣለው፤፣

ንስራሕ፣ ንመንበሪ ገዛ ፣ ሕሳብ ንምክፋት ፣ ወይ መምርሒ ናይ ማኪና ፣ ነዚ ኵሉ ነገራት ንምምላእ ብዝክኣለና ዓቅሚ ፍታሕ ክንረክብ ክንፍትን ኢና።

ምስ እዚ ሁማንዶ ዝበሃል መደብ ብስነ-ስር ዓት ግዜ ወስዲና ኣብ ስራሕ ምድላይ ምስ ሕብረተ ሃገረ ፈረንሳ ምትእትታው ኣብ ምውህሃድ ኣብ ቁጠባን ንሕግዝ።

ከመይ ንገብሮ?

ኣብ ከባቢኻ\ኺ ዘሎ ቤት ጽሕፈትና ንምርኣይ ኣብ ታሕቲ ዝስዕብ ካርት ተከተል\ሊ ፤፣

ወይ ምስ ኣካያዲ ናይ መደብ ኣቶ ዳሚያን ፊሊዞ በዚ ኣድረስ ኢመይል ርክብ ግበር\ሪ ፤፣

damien.filluzeau@humando.fr

ኣብ ላዕሊ ገጽ

15 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
utilisateur_61623907utilisateur_61623907ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
nalothmannalothmanተርጓሚ/ሚት
yassin bazzaziyassin bazzaziተርጓሚ/ሚት
nour alhindinour alhindiተርጓሚ/ሚት
utilisateur_51171872utilisateur_51171872ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
aman expertaman expertተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
abrhamabrhamተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
tetianakltetianaklተርጓሚ/ሚት
nataliya strambertnataliya strambertተርጓሚ/ሚት
utilisateur_71273957utilisateur_71273957ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ