Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲዜጋታት ፈረንሳ, ስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ

ዋጋ

ብነጻ

ኩነታት

መንበሪ ፍቓድ ካርድ ወይ ወረቐት ምህላው

ምርኻብ ምስ FranceConnect ዝበሃል ናይ እንተርኔት ሳይት

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 7 mois

እንታዩ’ዩ ?

FranceConnect vሐደ ናይ ነጻ ናይ ኢንተርኔት ኣገልግሎት በቲ ዝነበረኩምሕእደ ሓሳብ ንኽትቅጽሉ ዘኽእል መሰል እዩ። .

በዚ ድማ ናብ ናይ ዝኾነ ናይ ኣገልግሎት ዝህቡ ናይ ብ መስመር እንተርኔት ዝስርሑን ነገራት ምጥቓም የኽእለኩም። ንኣብነት (ኣብ ፖ impôts,ጥዕና santé, ሾማጅchômage, ፓስፖርትpasseport ወዘተ…) ብኸምዚ ድማ ጊዝ ኣይተባኽኑን



ኣገዳሲ!
ክፍለጥ ዘለዎ፣ :ነዚ ን ክትጥቀምሉ ምስ እትደክዩ ኣብ ፈረንሳ ናይ sécurité sociale définitif ቁጽሪ ኣኣብ ፈረንሳ ክህልወኩም FranceConnect,

i ክፍለጥ ዘለዎ፣ :ነዚ ን ክትጥቀምሉ ምስ እትደክዩ ኣብ ፈረንሳ ሃደ ናይ sécurité sociale définitif ቁጽሪ ኣኣብ ፈረንሳ ክህልወኩም ይግባእ።

ከመይ ንገብሮ?

ምስ FranceConnect, ሓደ ሓድሽ ኣካውንት ትኸፍቱ ወይ እውን በቲ ዝነበረኩም ሓንቲ ትመርጹ

ኣገዳሲ!
ምፍላጡ ኣገዳሲ፣ ንሓደ ሰብ ብዙሕ ኣካውንትታት እውን ክህልዎ ይኽእልን ፍቑድን እዩ ። እንተኾነ ግን ንምርኻብ ሓንቲ ጥራይ ምረጹ/
  • ሓንሳብ ምስ ኣተኹም፣ (ንኣብነት ኣብ ናይ impôts, ገጽ ወይ Pôle Emploi, ኮአን d’Ameli…), ኣብቲ avec écrit “S’identifier avec France Connect”. ምስ ተወቕኩም
  • ነቲ r l'un de vos comptes existantsዝብል ብምምራጽ፣ (ካብ እቲ ኣብኡ ዘሎ ፣ደረጃታ ካ l’étape 1 ብምጅማር ). መለለይኹምን ፣ ፓስዎርድን ብምጥቃም ትኣትዉ
ኣገዳሲ!
ምፍላጡ ዘገድስ፣ :ን ኣብነት ፣ሓንሳብ ናኣይ Ameli ተጠቒምኩም ንበል(ናይ ሰኩሪቲ ሶሳል) ናብ Pôle Emploi ክትኣትዉ ትኽእሉ.
  • ሓንሳብ ምስ ኣተኹም፣ እቲ “Bienvenue”.ዝብል ክመጻኩም እዩ
  • ኣብ ነፍሲ ወከፍ ናይ FranceConnect, ሓደ ን ሰመያዊ ሕብሪ ዝተጻሕፈ : "Continuer sur nom du site". ዝብል ክመጸኩም እዩ
ክፍለጥ ዘለዎ። ን ኣብነት ፣ እንተደኣ “mesdroitssociaux.gouv.fr”, ክንተደኣ ኣቲኹም “Continuer sur mesdroitssociaux.gouv.fr”. ዝብል ቀጽሉ

ክፍለጥ ዘለዎ። ን ኣብነት ፣ እንተደኣ “mesdroitssociaux.gouv.fr”, ክንተደኣ ኣቲኹም “Continuer sur mesdroitssociaux.gouv.fr”. ዝብል ቀጽሉ

  • ብቐሊሉ ተውቕዎ፣ሽዑ እቲ ኹሉ መስርሕ ሸተት ኢሉ ሸረር ክብለልኩም እዩ

ብድሕሪኡ’ከ ?

ን ናይ ጽሕነትን ጸጥታን ኩናታት፣ ሓደ ኢመይል ክህልወኩም ኣለዎ፣ ድሕሪ ነፍሲ ወከፍ ርክብ ኢመይል ክመጸኩም እዩ


iምፍላጡን ! እንተደኣ ተሸጊርኩም ምስ ፍረንች ኮነክት ንምርኻብ ኣብዚ ጠውቑ ce formulaire de contact.

ኩሉ ዘድልየኩም FranceConnectኣሳልጡec FranceConnect sur ce lien : https://franceconnect.gouv.fr/nos-services

ኣብ ላዕሊ ገጽ

11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

a mugniera mugnierምምሕዳር
houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
amintatariamintatariተርጓሚ/ሚት
basheer al ghothanibasheer al ghothaniተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
anastasiaanastasiaተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት